Author Archive
Stories written by admin

ዋሳ ብርፍ ለመለም ስላሑዂ ግርጋ ላዂ እረረትሪ-1961 ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ-ኤርትራ/ሆደ

ሰልፋ አርባ እረረትሪ 59 አመሪ ጃብ ሕርየት መታን እንሽኽድ ለመለም ብርፍ ዪነሪ ግርጋ ግን፡፡ እና ግርጋ ንሂቲ ቋላዂድ ፈርዕ እክባ ምርቛ ብሊኑኽ ኤርትርያ/ሆደር ስጝድ ዋሳ ሽፍሽፋ ግን። ናውክ ኮልኽር ዲያስፖሪልኽር፡ መንደርትናኽር ሆደ ይነሪት ሓሸምድነሪ ለበዉዲ ድደዉዲ ከዉታትሲ ኣኽን ሓዉየው ይና ልጝንትዲ ይና ከረምዲት ሚኽርጝኒ ንደንቢ ኒሰና ዕምጭ ገምጚን ለብኪስረሪ ኣኽቶ ጉድነሪ ብሀሪ ባሕሮ ግን። ኮዉታት […]

Eritrea’s Sept. first of 1961, a Day its Pro-justice Transferred into Anti-injustice

Eritreans celebrate, this year, their Revolution Day filled with pro-justice calls and demands.  The UN’s moral questions in Eritrea still remain unanswered. The UN, by its principles of justice for all mankind, is duty-bound to ensure the supremacy of human rights in all of its member countries.  However, the UN has failed to oversee standards […]

መን፡ዩ ከዳዕ?

ሕና ዲና ህዝብና እንዳ ተጨቆነ ነዘውትር ጓይላ ምስዕሳዕ?

ንሕና ዲና ዲክታቶር እንድግፍ ህዝብና ክውጻዕ?

ንሕና ዲና ደይ ረኣየና ናይ ኢስያስ ደም ህዝብና ሰትዩ ምጉሳዕ?

ንሕና ዲና ህዝብና ንኽቅጥቅጥ ንስርዓት ህግደፍ ነውፍየሉ መግዝኢ ስላዕ?

ንሕና ዲና ህግደፍ እንተ ተነቂፉ ዘብለና ጸላዕላዕ?

State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building

By Fesseha Nair How can the oppression of ethnic minorities in post-dictatorship transitions be best addressed through constitution building and state structure? Where constitution building takes place in the aftermath of conflict or after the fall of dictatorship the relationship between different ethnic minorities and dominant ethnic groups within the state are often difficult and […]

መግለጺ

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርታን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ዘለኹሞ ናይ ስደት መነባብሮ ጥዕናኹም ተሓልዩ ብሰላም ክትህልዉ፡ ካብ መላእ ስደተይናታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጽያ ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን፡ ክቡር ልባዊ ሰላምታን ምስጋናን፡ ብመንገዲ ማሕበርኩም ማሕበር ህዝቢ ዝኾነት!! ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ፡ (ማረምኤ ERDA) ከነመሓላልፈልኩም ንፈቱ። ብምቕጻል ካብ’ዚ ንመላእ ዓለምና ኣንጸላልይዋ ዘሎ ሕማም ከሮና ቫይሮስ ጥዕናኻትኩም ተሕልዩ ክህሉ ንምነ። ኹሉ […]

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !!

ብምኽንያት በዓል ፋሲካ (ትንሳኤ)፣ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም ድማ ብሓፈሻ፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ክኾነልና ልባዊ ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓልታትና፣ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ይኹን ዞናናን መላእ ዓለምን፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ምስ እንፈትዎም ቤተ ሰብናን ፈተውትናን ክነብዕሎ ተስፋ ንገብር። ከምኡ’ውን ኣብ ዓለም ተዘርጊሑ ካብ ዘሎ […]

ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ በዓል ፋሲካ

ርሑስ በዓል ይግበሮ !! ህዝብናን ኣህዛብ ዓለምን በዓል ፋሲካ ኣብ ዘብዕሉሉ ዘለዉ እዋን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ንኹላትኩም ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትቃለሱ ዘለኹም ኤርትውያን ሓርበኛታትን ስድራቤትኩምን፣ ንመላእ ህዝብናን፣ ከምኡ‘ውን ንኩሎም ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም፣ እንቋዕ ናብ`ዚ ክቡር በዓል‘ዚ ኣብጻሓና ብምባል፣ ርሑስ በዓል ክገብሮን፣ ኣብ ሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ንክሰፍንን፣ ዝመጽእ ዘሎ በዓላትና ምልኪ ለጊሱ […]

ዕድመ ናብ ኣኼባ ተሌፎንኮንፈረንስ

ናብ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውራጃ NRWን ከተማ ከለንን ከባቢኣን! ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ህወትኩም ጥዕና፡ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ኩልና ከምንፈልጦ፡ ዓለምለኸ ለበዳ ሐማም ኮሮና (COVID19)፡ ብደረጃ ዓለም ኣብ ሰብ ሰፍ ዝይብል መቅዘፍቲ የውርድ ኣሎ። ኣብቶም ማሕበራዊን ጥዕናውን መሰላጥያታት ብቀሊሉ ዘይርኽቡ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ጠዋሪ ዘይብሎም ስደተኛታትን፡ ሓደገኛነቱን ሳዕቤኑን ከቢድ ከምዝኸውን ኣየጠራጥርን። ንዚ ኣብ […]

ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ከምኡ ድማ ትሕተ ቅርጺ ሕክምናዊ መሰላጥያታት ሃገርና ብደረጃ ዓለም ሓደ ካብ’ቶም ዝደኸሙ መሳለጥያታት ኮይኑ ይርከብ ብምህላዉ መጠን፡ ኤርትራ ናብ ሓደ ዓቢ ሰብኣውን ፖለቲካውን ቅልውላው ተቓሊዓ ትርከብ። ንሕና፡ እዞም ኣስማትና […]

The 2020 Manifesto of Eritrean Scholars and Professionals in the Diaspora

With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-19 pandemic and a country with one of the weakest health systems, Eritrea is currently exposed to unprecedented humanitarian and political crisis. We, the undersigned 95 Eritrean Scholars and Professionals, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net