State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
By Fesseha Nair How can the oppression of ethnic minorities in post-dictatorship transitions be best addressed through constitution building and state structure? Where constitution…
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !!
ብምኽንያት በዓል ፋሲካ (ትንሳኤ)፣ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም ድማ ብሓፈሻ፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ክኾነልና…
ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ በዓል ፋሲካ
ርሑስ በዓል ይግበሮ !! ህዝብናን ኣህዛብ ዓለምን በዓል ፋሲካ ኣብ ዘብዕሉሉ ዘለዉ እዋን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ንኹላትኩም ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትቃለሱ ዘለኹም…
ዕድመ ናብ ኣኼባ ተሌፎንኮንፈረንስ
ናብ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውራጃ NRWን ከተማ ከለንን ከባቢኣን! ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ህወትኩም ጥዕና፡ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ኩልና ከምንፈልጦ፡ ዓለምለኸ ለበዳ…
ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ…
The 2020 Manifesto of Eritrean Scholars and Professionals in the Diaspora
With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread…
National Dialogue for Reconciliation
By Fesseha Nair What is Dialogue and What are its benefits? How can we perform dialogue? Coming and Holding Together! The Stockholm formula Dialogue…
ጋዜጣዊ መግለጺ ዋዕላ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣመሪካ
ሃገርና ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ንህላዌኣ ዝደናደን ጽንኩር ኩነታት ኣብ ዘላትሉ እዋን፣ ካብ – ይኣክል ናብ ይከኣል – ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፣ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ…











