መዓልቲ ጀበርቲ 2015 ብዉዕዉዕ ኣገባብ ተኻዪዱ
ካብ ዝተፈላለዩ ኩርነዓት ዓለም፡ ብፍላይ ከኣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተወከሉ ኤሪትሪያውያን ደቂ ብሄረ ጀበርቲ ዝተሳተፍዎ፡ኣብ ትሕቲ ”ጀበርቲ እንሕበነሉ ብሄርና፡መርኣያ ዘይምንዛዕ መንነትና” ዝብል ቴማ፡ዉዕዉዕ…
ርሑስ በዓል ፋሲካ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ በዓል ፋሲኻ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ በዓል ክገብረሎም ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓላትና ድማ፡ ምልካዊ ስርዓት…
ርሑስ በዓል ፋሲጋ 2015
ኤርትራዊ ሰምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣብ ውሽጥን ደገን ንዝርከብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና፡ ንደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ድማ ብፍላይ…
ወዱ ንኢሳይያስ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ካብ ኤርትራ ክሃድም ፈቲኑ
ኣስመራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንኪ’ቲ ንምልካዊ ምሕደርኡ ዝፈታትኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኸስቱ ዓበይቲ ተረኽቦታት፥ ኣብ እዚ ዘይበሃል ሃውተታ ኣቲዩ ምህላዎ ተፈሊጡ። እሙናት ምንጭታትና ከም ዝሓበርዎ፡…
‘African Titanics’: A Book to Humanize the Reader
BY MLYNXQUALEY on APRIL 7, 2015 There are at least a half-dozen ways you could read the English version of African Titanics, depending on how — and…
ንመበል 20 ዓመት ልደት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ደምሓኩኤ) ምክንያት ብምግባር፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝተዋህበ ናይ ዮሃና መግለጺ
ዝኸበርካ ኣቦ-ወንበር ደምሓኩኤ፡ ተጋዳላይ ቀርነልዮስ ኦስማን ዝኸበርኩም ጀጋኑ ተቓለስቲ ኣባላት ደምሓኩኤ ዝኸበርኩም ዕዱማት ኣጋይሽ ፈለማ፡ ነዚ ክቡር ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ብከምዚ ድምቀት ከተኽብርዎ ምብቃዕኩም፡…
ዕዉት ህዝባዊ ኣኼብ ግ.ሃ.ድ.ኤ ኣብ እስራኤል
ኣብ ሃገር ኢስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር እስራኤል ዝተጸወዐን ብኣባል ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ዝተመርሐን ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ…
ስውእ ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ( ወዲ ሕምብርቲ)
ዝከበርኩም ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ታሪኻውን ፍትሓውን ኣብ መትከሉ ነቕ ዘይብል ጅግና ሓርበኛ ስውእ ገብሪሂወት ሕምብርቲ ስእሉ ንኽረክብ ዘይ ሓተትክዎን ዘይ ፈተሽኩዎን ኣይ ነበረን ናይ…
ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርነያ ንመስርሕ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንምዕዋት መራሕቲ ጫንፈር ብዲሞኩራስያዊ ኣጋባብ መሪጾም
ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሎፎርነያ ኣብዚ ማዓልቲ ምርጫ ጫፈሮም ፤ ነቲ መተካእታ ዘይቡሉ ጽላል ናይ ሓባር…









