ማዓልቲ መስዋእቲ ከቢረ ኣብ ርያድ
ጅምዓት ዕለት 3/4/2015 ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ርያድ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦ-ስዉኣት ሸኽ ዓ/ቃድር መሓመድ ሳልሕ ከቢረ ብዕለት 28 መጋቢት 1949 ብኢድ ካሓድቲ ዝተፈጸመ…
Author
3,028 stories published
ጅምዓት ዕለት 3/4/2015 ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ርያድ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦ-ስዉኣት ሸኽ ዓ/ቃድር መሓመድ ሳልሕ ከቢረ ብዕለት 28 መጋቢት 1949 ብኢድ ካሓድቲ ዝተፈጸመ…
መንደፈራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንበት ዕለት 29/03/2025 ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣባይቶም ክፈርስ ተመዲቡ ንዘሎ ዜጋታት ናይ መጠንቀቕታ ደብዳቤታት ከም ዝዘርገሐ ካብ‘ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና…
ካልኣይ ክፋል ስርዓት መስፍንነት ንጊላነት ስዒሩ፡ ጎይቶት ካብ ህዝቢ ዘሚቶም ዘኻዕበትዎ ሃብትን ንብረትን፡ ዝደለብዎ ሓይሊን ከምዘለዎ ተረስተዮ። ህዝቢ ብንብረቱ ከይሓትት ድማ ረቂቕ ሜላታት ብምህንዳስ…
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ/ ጨንፈር ሆላንድ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ኤሃባዲለ) ዕውት ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ፡ ነቶም ተፈጢሮም ዝነበሩ ዕንቅፍታት ኣልዩን፡ ንካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ…
ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኬባ ማእከላይ ሽማግለ ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር። ማእከላይ ሽማግለ ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ናይ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ጉዕዞ…
ናይ መዓልቲ ከቢረ 2015 ”ከቢረ ሽልማት 2015” ተሸላሚ ሓውና ፍሰሃ ናይር ዘቅረቦ ኣስተምህሮ ”ስደት ሕዝብታት ኤርትራ ትማልን ሎምን እንታይ ይመስል” ዝብል ኣስተምህሮ፡ንህዝብና ዝህቦ ጠቅሚ…
ሎሚ ዕለት 26/03/2015 ድሮ ሓደ ዓመት መስዋእቲ ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመደ መሓመድ ናስር ኣቕጺሩ ይርከብ። ስዉእ ኣሕመድ ናስር ሓደ ካብ’ቶም ልሉያት ታሪኻውያን መራሕቲ ኤርትራ…
Paltalk Eritrean Harnet Discussion Room Guest speaker : Mr. Eyasu Andemariam
ቀዳማይ ክፋል ደቂ-ሰባት ከም ሓደ ዓይነት ዘርኢ መጠን፡- ከምቶም ኩሎም ሂወት ዘለዎም ፍጡራት ብኽልተ ጾታ ማለት ብኣንስታውን ተባዕታውን ጽምዶ ዝቖሙ ባህርያዊ ፈልሲ ምኻኖም መብርሂ…
ብቀዳምነት ዕዙዝ ገድላዊ ሰላምታና ነቕርብ። ብምቕጻል ብ20 መጋቢት 2015 እንተደጋገመስ ሓቂ ንከይመስል ብዝብል ኣርእስቲ ብፈጻሚ ሽማግለ ዝወጸ መግለጺ ኣብ ሳልሳይ ገጽ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ…
