Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ENCDC_logo

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ/ ጨንፈር ሆላንድ

 ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ(ኤሃባዲለ) ዕውት ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ፡ ነቶም ተፈጢሮም ዝነበሩ ዕንቅፍታት ኣልዩን፡ ንካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ኣድላይ መደባት ሓንጺጹ ከም ዝወጸ ፍሉጥ`ዩ።ውጽኢት ኣኼባን ነዚ ንካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ዝወጸ መደባት ብሓባር ንምዝታይን ከምኡውን ሽማግለ ጨንፈር ሆላንድ ዳግመ ስርርዕ ንምክያድ ተሓሲቡ ዝካየድ ኣኼባ`ዩ፡፡ ኩሉ ኤርትራዊ/ት ተቐማጣይ ሆላንድ ኣብዚ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ክሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣኼባ ብሰዓቱ ክንጅምሮ ስለዝኾና ኣብ ግዝይኡ ክትርክቡ ዲማ ንሕብር።

 

ዕለት፡                 04/04/2015          ሰዓት፡   14.00

ቦታ፡                  Gerard Scholtenstraat, 128 Rotterdam

 

ኤሃባዲለ ናይ ጨንፈር ሽማግለ ሆላንድ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top