ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብዕለት 04/03/2015 ዝጀመሮ ምፍራስ ኣባይቲ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ይቕጽሉ ምህላዎ ገሊጽና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፡ ኣብ “ደቺ ሚላ“ ዝነበረ ኣባይቲ ድሕሪ ምዕናው፣ ሕጂ‘ውን ሎሚ ሰኑይ 16/03/2015 ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ፡ ዓይኑ ከይሓሰየ ኣሪሜናዊ ተግባራቱ ብምቕጻል፡ ኣብ ምዕራብ ዓዲ ቀይሕ ዝርከብ “ካምፖን ዝባን ዝግብን“ ዝተበሃለ ሰፈር ኣባይቲ ከፍርስ ጀሚሩ ምህላዉ ተፈሊጡ። ኣብ ዕለት 05 መጋቢት ብተማሃሮን […]
Mar 16 2015 | Posted in
News |
Read More »
14th March, 2015By Beyene Semere ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ መስርሕ ምሕዳስ መንነት ካርድ ኣብ ዝምላእ ቅጥዒ፡ ንጀበርቲ ከም ሓደ ካብ ብሄራት ኤርትራ ኣፍልጦ ስለዘይሃበ ብምቅዋም፡ ኢርትራዊያን ጀበርቲ ነበርቲ ኣውስትራሊያ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ይርከቡ። ምስኡ ዝተኣሳሰር ሕቶታት ክምልሰልና ካብ ቀንዲ ኣተሓባበርቲ እቲ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ዝኾነ ንኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዘዛርብናዮ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰም […]
Mar 15 2015 | Posted in
Interviews,
News |
Read More »
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሎሚ ወጋሕታ ዕለት 15.03.2015 ኣባይቲ ዜጋታት ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከፍርስ ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ኣሬመናዊ ተግባር’ዚ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ድሕሪ ምእዋጅ ናይ ምንቅስቓስ እገዳን (ኮብሪ ፎኮ) ዓቢ ዝቝጽሩ ሰራዊት ኣብቲ ከተማ ምዝርጋሓን ከም ዘካየዶ እቲ ዝበጽሓና ዜና ብተወሳኺ ሓቢሩ። ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ፈተንኡ ተመሃሮን መንእሰያትን ከይ ገጥምዎ ስለ ዝሰግአ፡ […]
Mar 15 2015 | Posted in
News |
Read More »
“ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” ! ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምግጣም፡ ምዑታት ጀጋኑ ኣሃዱ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ትማሊ ሮቡዕ 11/03/2015 ልክዕ ሰዓት 08.30 ናይ ኣጋምሸት ኣብ ቀሓውታ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ትካል ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ. መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እዚ ዝተኻየድ ስርሒት ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ረቒቝ መጽናዕቲ ድሕሪ […]
Mar 13 2015 | Posted in
News |
Read More »
Dear Brothers and Sisters, Snit the association of Eritrean Canadian women is organizing an event to commemorate International Women’s day. Let’s get together to celebrate our mothers, our sisters, our wives, our daughters and all those women who paid dearly so that women could have rights. Every time we celebrate International Women’s day, we need […]
Mar 13 2015 | Posted in
Notices |
Read More »
This is a summary report of the Joint Task Force (JTF) of the Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (ESNMS), the Eritrean Youth Solidarity for Change – North America (EYSC–NA), and the Eritrean Law Society (ELS). The JTS was established on 4 November 2014, upon initial consultation between ESNMS and EYSC–NA. Later on, […]
Mar 12 2015 | Posted in
News |
Read More »
እታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት፡ ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ንዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክኢላታት (መርማሪት ኮምሽን) ስርሓ ምስ ጀመረት፡ ናይ ግዳያት ቃለ-ምስክርነት ክትእክብ ብዝብል ዕላማ፡ ብተበግሶ ሰለስተ ኤርትራውያን ጥርናፈታት ዝቖመት ሓይሊ ዕማም ምንባራ ዝዝከር ኮይኑ፡ እታ ሓይሊ ዕማም እዚ ዝስዕብ ጽፙቕ ጸብጻብ ናይ ስርሓ ንዝህቢ ተቕርብ ኣላ። ብኣቃውማ ደረጃ፡ እታ ሓይሊ ዕማም ኣብ […]
Mar 12 2015 | Posted in
News |
Read More »
ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ እዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ዓመት-ዓመት ክበዓል እንከሎ፡ ትርጉሙ ረዚን’ዩ፡፡ ብ8 መጋቢት 1908፡ ቅድሚ 107 ዓመት ከምዛ ሎሚ፡ ሕሱም ፖለቲካዊ ጭቆናን ቁጠባዊ ምዝመዛን ዝመረረን፡ ኣሜሪካውያን ሸቃሎ ደቂ-ኣንስትዮ ፋብሪካ -ዓለባ፡ ንደርባዊ ሓርነተንን ጾታዊ ማዕርነተንን ክብላ፡ ተወዲበን ዝኣደማሉ ዕለት’ዩ፡፡ “ናይ ምምራጽን ምድማጽን መሰልና ይተሓለወልና! ንማዕረ ስራሕ ማዕረ ደሞዝ ይከፈለና! ናይ ዕረፍቲ […]
Mar 9 2015 | Posted in
Articles |
Read More »
Network of Eritrean Women: 2nd symposium agenda
Mar 9 2015 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ጓል ኣንስተይቲ ኮይና ንኽትብዕል ዝተገብረሉ ምኽንያት ብትካቦ ንይምሰል ዝተዋህባ ዕለት ዘይኮነስ፡ ፍትሒን ማዕርነትን ንምርግጋጽ፡ ድርብ ምዝመዛን ድሑር ባህላውን ግጉይ ኣተረጓጉማ ሃይማኖታትን ዘስዓቦ፡ ኣብ ልዕሊ ጓል ኣንስተይቲ ዝተፈጸምን ዝፍጸም ዘሎን ግህሰታትን ኣድልዎን ሓንሳብን ንሓዋሩን ጠጠው ንምባል ዘበገሰቶ መሪር ቃልሲ እተብዕለሉን መላእ ፍትሒ ዘቐድም ሕብረተሰብ ዓለም ድማ፡ ሓቢሩ ዘብዕላ ኣህጉራዊ ዕለት’ያ። ኣብ […]
Mar 9 2015 | Posted in
News |
Read More »