Author

farajat

3,028 stories published

News

ጽፙቕ ጸብጻብ ስራሕ ናይ ሓባራዊት ሓይሊ ዕማም

እታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት፡ ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ንዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክኢላታት (መርማሪት ኮምሽን) ስርሓ ምስ ጀመረት፡ ናይ ግዳያት ቃለ-ምስክርነት ክትእክብ…

By farajatPublished
News

ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ብመርበብ ደቂኣነስትዮ ኤርትራውያን ዝውጸ መግለጺ

8 መጋቢት ኣብቲ ደቂኣንስትዮ ምእንቲ ማዕርነትን ሰብኣዊ መሰልን ክብርን ሓርነትን ኣግዐዞን ንምርግጋጽ ዘካየደኦ  ዘይሕለል መሪር ቃልሲ ኣብ ምሉእ ዓለም ከም ኣህጉራዊ በዓል ደቂኣንስትዮ ብፍሉይነት…

By farajatPublished
News

ጀበርቲ ነፍሱ ዝኸኣለ ብሄረ እዩ

ናብ ተቃላሳይ ሓፋሽ ህዝብና ስርዓት ህግደፍ ነቲ ጸረ ኤርትራን ውህደት ህዝባን ዝኾነ ውዲታቱ ተሓንጊጡ ብዘይገለ ሰጋእ- መጋእ ይምርሽ`ኳ እንተሎ ፤እቲ ንታሪኽ ንምጥምዛዝ፡ንባህላዊ ስነ-ምግባር ንምቅያር፡ ህዝቢ ንምብታን ዝገብሮ ጻዕርን ዝሰርዖ መደባትን ምስ ግዜ እናተቀልዔ መጺኡ እዩ። ብፍላይ ነቲ ብመሰረት ቋንቋ ኢሉ ዝጀመሮን…

By farajatPublished

Search the site

Back to top