To: All Eritreans Seeking Peace, Justice and Rule of Law Subject: Fund Raising Dear sisters and brothers, A law suit has been filed against one of our members in Ottawa, Canada by Mr. Seyom Awaju for defamation. This is in relation to an article posted in the ASSENNA Website on February 13, 2014 about unethical […]
Feb 13 2015 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ጀርመን፡ ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ብድምቀት ከብዕላ ተዓጢቐን። 8 መጋቢት 2015፡ ከም መንቀሊ ዕላማኣ ዕውቲ ኮይና ክትብዕል ክትነብርን፡ ንሕና ኣብ ጀርመን ንርከብ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራዊ ማሕበራትን፡ ውልቀ ሰባትን ብሓባር፡ ከም እሱር ማእዶ ዓመጽን ድሕረትን ክንብድህ ንብገስ ኣለና።ንሰን ድማ- ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመንን: ተበግሶ ማሕበር […]
Feb 10 2015 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብዛዕባቶም ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት መርትዖታትን ሓበሬታን ኣብ ምሃብ ተሳቲፎም። ብኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝመደበረንን ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝግደሳን […]
Feb 6 2015 | Posted in
News |
Read More »
Farajat.Net : Exclusive interview with Tesfu Atsbaha 3 Jan 2015 Melbourne – Australia
Feb 5 2015 | Posted in
News |
Read More »
3CR Interview with Tesfu Asbaha & Mustafa Mohamed Noor in Melbourne – Australia Monday 2 Feb 2015
Feb 4 2015 | Posted in
Interviews,
News |
Read More »
Pictorial Report of Eritrean Solidarity Movement for National Salvation Leaders tour to Melbourne- Australia.
Hani MehreteAb Embaye concert in Melbourne next Saturday
Jan 27 2015 | Posted in
Notices |
Read More »
ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሚክራውያዊ ለውጢ ዝኾና ውድባት፡ ሃገራዊ ባይቶ ነቲ ኩሉ ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገማት ንምፍታሕ ህጹጽ ኣኼባ ከቃንዕ ብምብቅዑ ኣድናቖትን መጎስን ገሊጸን። ብዛዕባ ውጽኢት ናይ‘ቲ ኣኼባ ዓሚቝ ዘተ ብምክያድ ተወጢኑ ንዘሎ ናይ ስራሕ መደባት ኣብ ምዕዋት ዕቱብ ቃልሲ ከካይዳ ምዃነን ድማ ኣረጋጊጸን። መስርሕ ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ብጽቡቕ ንክሰላሰል ምስ ኣሰናዳኢት […]
Jan 27 2015 | Posted in
News |
Read More »
ሃገራዊ ባይቶ ካብ 15 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2014 ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ብዝወሰኖ ውሳኔ መሰረት ምግባርን፡ ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡ 2ይ ጉባኤ ንምድላው ዝተሃባ መምርሕ
Jan 27 2015 | Posted in
News |
Read More »
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምንጋስ ዝቃለሱ ዘለው ኤርትራውያን ነቲ ዝሓለፈ ረቡዕ ካልኣይ ዓመቱ ዘቑጸረ ስርሒት ፎርቶ ብኽብሪ ከም ዝዘከርዎ ኣባልት ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነ-ስርዓት፡ “ቪቫ ፎርቶ 2013” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ምዃኑ’ውን ዝበጽሓና ዜና ይገልጽ። እቲ ዝኽሪ ካብ ኣብ ደገ እንርከብ ኣባላት […]
Jan 26 2015 | Posted in
News |
Read More »