Category archives for: Articles

Eritrean family leaves Tunisia border camp for new life in Belgium

20 Jul 2011 10:48 Source: Content partner // UNHCR   CHOUCHA CAMP, Tunisia, July 20 (UNHCR) – Filmon was born in Eritrea and says his heart is there, that he never dreamed nor wished to be far removed from his country. Yet this week he and his family boarded a plane and headed for a […]

Guidelines for the Draft Constitution

2010-09-22     General Comments It is encouraging to observe that Diaspora Eritreans are engaged in discussing the papers that were approved at the second meeting of Commissioners. One of the reasons why the march toward the National Congress seems to be direction-oriented is due to the fact that Commission members respect their internal Rules […]

ዘይምእኩልነትን ጥዑይ ምሕደራን ሰለምንታይ ኣብ ኤርትራ?

ብፍስሃ ናይር ኣቀዲመ ብዙሓት ኣንበብተይ ብትግርኛ ጽሓፈልና ስለዝበሉኒ እቲ ኣገዳሲ ቅዋማዊ ሕቶታት ብቋንቋ ትግርኛ ክጽሕፍ እጅምር ኣሎኹ እሞ መኤርምታትኩም ምስ ትሰዱለይ ዝያዳ ክመሃር እኸእል ስለዚ ንኽትሕግዙኒ ድምብርጽ ኣይትበሉ። ኣብ ናይ ሎሚ ጽሕፍተይ ብዛዕባ ዘይምእኩልነትን፣ ጥዑይ ምሕደራን ብዝብል ኣብ ኣርባዕት ክፋላት መቂለ ክገልጽ ክፍትን ኢየ። መእተዊ ናይ ዘይምእኩልነት ትርጉምን፣ ትግባረን መስረታዊ መትከላቱን ኣተገባብራ ዘይምእኩልነት ሕጋውን ፖሊቲካውን […]

ዘተን ተሳትፎ ሕዝብን – መሳለጥያታት ደሞክራስያዊ መስርሕ

ብፍስሃ ናይር ዘተ እቲ ቀንዲ መሳርሒ ኩሎም ተዋሳእቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብሓንሳብ ሓቢሮም ነቲ ህልዊ ሕጽረታትን ዕድላትን ዝመያየጡሉ ከምኡ ድማ ነዚ ሕቶታትዚከመይ ገሮም ከምዝገጥምዎም ስትራተጂ ንምውጻእ ዝሕግዞም መገዲ ኢዩ። ዘተ ዕዉት መታን ክኸውን ኣብ ሓቀኛ መትከላት ዝተመስረተ ኮይኑ ነቲ ልዝብ መምርሕን ቅርጻን ይህብ። ኣብዚ ሓተታዚ ከመይ ገርካ ሓደ ቅጠዓዊ ጽንሰ-ሓሳብ ንትግባረ ዘተ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምርማር ኣድላይነቱን […]

Transitional draft constitution of Eritrea

2011-06-23 Brief commentary The six members of the Eritrean Transitional Draft Committee (ETDC) approved the document at hand. The Draft Constitution was duly submitted to the relevant bodies by the chairman of the committee as a legitimate document. It is important to note that the Draft Constitution is a collective work, and the property of […]

መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ብምኽንያት ዕስራ ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

ሎም መዓልቲ፡ ዕስራ ሰነ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እቶም ምእንቲ ናጽነት እታ ጠርናፊትን ሓቛፊትን ኩልና ዝኾነት ኣደ መሬት ህይወቶም ዝሃቡ ጀጋኑ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እተን ኣብ ጥሙይ ከብደንን ዕሩቕ ዝባነን ዕረን ዓንዴልን መሪሩና ከይበላ በጃ ሓርነት ህዝቢ ትንፋሰን ዝሃባ ሰማእታት ኤርትራ እያ። እቶም ኣብ ግዝየ ብረታዊ ገድሊ ኣዒንቶም ኣብ ዕላማ ሓርነት እናጨመቱ፡ ሓላፍነት ህዝቢን ታሪኽን ተሰኪሞም፡ ኣሕዋቶም ኣሓቶምን […]

Some observations about the Eritrean constitution

2011-06-19 During the present phase, Eritreans in the Diaspora are engaged in discussing the documents of the Commission; we present the following document as an eye-opener to important constitutional issues. >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>      Introduction The Issaias’ draft constitution has been at the centre of the Eritrean democratic debate for two major reasons: the first reason […]

ደሞክራስያዊ ዘይምእኩል ምሕደራ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ

ብፍስሃ ናይር አብዚ እዋንዚ ብዛዕባ ኣቋቁማ ኣወድድባን መንግስታት ኣብ ዓለም ብፍላይ እተን ብብዝሓ ባህልን ቋንቋን ሃይማኖትን ሕዝብታት ዝነብሩለን ሃገራት ብሰላምን ማዕርነትን ብሓንሳብ ክነብራ ምቋም መንግስቲ እቲ ዝለዓለ ሃገራዊ ውደባ ስለዝኾነ ኩለን ብሔራት ኣብ ውሳነታት ሃገራውን፣ ኣውራጃውን ቦታውን ማዛጋጃውን ብዝተዛመደ ምስዝሳተፋ እቲ ፍልልያት እናተቃረበ ይኸይድ፣ብሓጺሩ ውሽጣዊ ግርጭታት እናሃድኤ ይኸይድ እዚ ድማ ብተመክሮታት ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝምስከር […]

EFSJD_Newsletter June 2011- issue1

June-Newsletter[1] Declaration of a new Eritrean Civil Society organization in America.

ዕልመናዊ መንግስቲ እንታት ማለት ኢዩ ?

ብፍስሃ ናይር መንግስትን ሃይማኖትን ክፍለ ኣለዎ፣ ሃይማኖት እምነት እምበር መሳርሒ ናይ ፖሊቲካውያን ከይከውን ምጥንቃቅ ዘድልዮ ሕቶ ቅዋም ኢዩ፣ ዕልመናዊ መንግስቲ ክበሃል ከሎ ፖሊቲካን ሃይማኖትን ፈልዩ ዝርኢ ካብ ሃይማኖት ነጻ ኮይኑ ንመሰል ሃይማኖታት ድማ ዘኽበር ሰርዓተ መንግስቲ ኢዩ። ሓይልታት ተቃውሞ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕቶ ሃይማኖትን መንግስትን ብንጹር ኣብ ሰነዳቶም ከስፍርዎ ኣለዎም። ዕልመና ዝብል ቃል ብቋንቋ ላቲን ”ናይዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net