ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ጭቆናን ብቓላት ዝግለጽ ኣይኮነን ናይዚ ኩሉ ጠንቅን እንኮ ተሓታትን ድማ ጉጅለ ህግደፍ ኢዩ። እነካይዶ ዘሎና ቃልሲ ድማ ወዓል ሕደር ዘየድልዮ ኣዚዩ ህጹጽ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ተጠቂምካ ነዚ መንሽሮ ህዝቢ ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ሓንሳብን ንሓዋሩን ብምልጋስ ንህዝብና ራህዋን ቅሳነትን ከም ዘስተማቅር ምግባር ኢዩ። እዚ ክውን ንምግባር ድማ ኩሉ […]
Nov 19 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
assez ! assez ! issayas le dictateur doit partir
Nov 11 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ERITREANS DEMONSTRATION IN GENEVA SWITZERLAND
Nov 11 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ERITREANS DEMONSTRATION IN GENEVA SWITZERLAND
Oct 28 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ […]
Oct 25 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ናይ ቀ ዳ ም ቤ ት ት ም ህ ር ቲ ደ ባ ን ማ read more >>>
Oct 11 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ሕድሪ ስዉኣት ንምስትንታንን፡ ንኵሎም ኣደዳ ጉጅለ ህግደፍ ብምዃን ህይወቶም ዝሰኣኑን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተመቊሖም ዝሳቐዩ ዘለዉን ንምዝካርን፡ ከምኡ’ውን ኣቃውምን በጺሑዎ ዘሎ ምዕብልና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንምሕባርን፡ ንኹሎም ደለይቲ ነጻነትን ሰላምን ደሞክራሲያውያን ኤርትራውያን ውልቀሰባትን ኣባላትጨንፈራት ኤርትራዊሃገራዊባይቶንዲሞክራስያዊለውጢ (ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ.) ኣብ ጀርመንንምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንዕድም።
Oct 3 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን፣ ከምኡ ድማ መበል 11 ዓመት ንዝኽሪ ኩሎም እሱራትና ንምዝካር ጽላል ፖሊቲካውን በርገሳውን ውለቀስባትን ማሕበር በዚ ኣጋጣሚ ልዝባዊ ዋዕላን፣ ቃል ባሕቲ መስከረምን ቃል ናይቶም መስከረም 2001 ዝተኣስሩን መደባት ኣሰናድዩልኩም ስለዘሎ ኣብዚ ታሪኻዊ ጽንብል ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም ። ዕለት፣ መስከረም 29 2012 ግዜ፣ ካብ 1400 ክሳብ 2000 ናይ ምሽት […]
Sep 18 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ናብ ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ማእሰርቲ፤ ጭቁን ኣተሓሕዛን ጥርዝያን ኤርትራውያን አብ እስራኤል ንምቅዋም ቦታ፡ እስራኤል ኤምባሲ አብ ዓባይ ብሪጣንያ ግዜ፡ ዓርቢ 31/08/2012 ካብ ሰዓት 8፡ 30 ንግሆ ክሳብ 11፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ አድራሻ፡ 25 KENSINGTON HIGH ST, LONDON W8 5NP ዝቐረበ መደበር ባቡር (እስቴሽን): HIGH STREET KENSINGTON ንዝያዳ ሓበሬታ፡ 07947390618 07446173800 07534931126 ደዊልኩም ተወከሱ
Aug 26 2012 | Posted in
Notices |
Read More »