Category archives for: Notices

ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና

ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት፡ ማሕበር ግበረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዓመተ-ሰናይን፡ ራህዋን ይግበረልኩም ይብል።   ዓመተ-ምህረት 2012፡ መቐጸልታ ናይ ስቅያትን ምረትን ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ካብዚ ገባቲ ስርዓት ንምህዳም ንጃምላዊ ስደትን ኣደዳ ምድረ-በዳ ሲናይን ኮይኑ፡ ኣካላቱ ብህይወቱ እንዳ ሰምዔ እንዳ ራኣየ ብበድዊን ተዘሚቱ ኣብ ዕደጋ […]

ኤርትራዊ ፎርም ንለውጢ (ፓልቶኽ) ERITREAN FORM FOR CHANGE (Paltalk)

ንዕለት 05/01/2013 ቀዳም ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ናይ በርሊን(Berlin) ኣቖጻጽራ መሪሕ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኩውንነት ቓልሲ ኤርትራን ኣፈታትሕኡን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖሎቲካዊ መግለጽን ክትዕን ኽቐርብ ምኻኑ ንሕብር።

Eritrean Form for Change (Paltalk) ኤርትራዊ ፎርም ንለውጢ (ፓልቶኽ)

ኣገዳሲ መግለጺ ቀዳም ዕለት 29/12/2012 ሰዓት 9፡00 ምሸት ብናይ በርሊን ኣቖጻጽራ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ማሕበረ-ቁጠባዊ ኤርትራ ፡ ኣስተምህሮ ብኪሮስ በየነ ኣስተምህሮ ስለ ዘለና ሓቢርኩም ምሳና ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድመኩም። መደብኣስተምህሮ — ባጀት መንግስቲ ኤርትራ — ናይ ሰነዳት ኣተሓሕዛ — ናይ ባንኪ ልቓሕ መደብ ; ዕዳ መንግስቲ ኤርትራን — ኣብ 20 ዓመታት ንመንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓገዝን ልቓሕን […]

EYSC Bay area presents NEW YEAR’S EVE

EYSC Bay area presents NEW YEAR’S EVE at California Ballroom  

ሓፈሻዊ ዕድመ : ስርዓት ህግደፍ ንምብዳህን ንምቅላዕን ኣብ ዝግበር ዘሎ ምድላው ንምስታፍ ሓገዝ ምብርካትን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ

መቐጸልታ’ቲ ንዓመታት ክግበር ዝጸነሐ ልሙድ ተቓውም ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ መልበርን ሕጂ’ውን ከምቀደሙ ክቕጽል ምዃኑ ኣናረጋገጽና፡ ብስም “ፈስቲቫል” ንዝግበር ጓይላን ዳንኬራን ንምግጣም ኣብ ዝግበር ንምድላው መደብ ባርቢኪው ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብኹም ደው ከምዝበልኩም ብተሳትፈኹም ምትሕብባርኩምን ክረጋገጽ እዩ። ዕለት፡             ሰምበት 23/12/2012 ግዜ፡               ሰዓት 1፡00 ድ፡ቀ ኣድራሻ፡           ፉትስክረይ ፓርክ   ኣዳላዊት  ኮሚተ  ሰለማዊ […]

General Invitation : Confronting & Exposing the Eritrean Regime Fund-Raising Activities

In line with the tradition of the Eritrean Community in Melbourne, you are cordially invited to participate in BBQ as part of the planning and preparation to confront the Eritrean regime sponsored so-called annual cultural festival. Your attendance confirms your support to and solidarity with the oppressed people in Eritrea.  Date         Sunday 23 December 2012 […]

Ustaz Saleh “Gadi” Johar Visits Australia

Sponsored by Eritrean Australians for Justice & Peace, Ustaz Saleh “Gadi” Johar, the ardent and fearless human rights campaigner is visiting Australia during December 2012 to February 2013. Saleh is a renowned Eritrean political activist fighting a tyrannical regime that has been ruling Eritrea with an iron fist for over two decades. His visit to […]

Important Public Notice

The Swedish- Eritrean Youth Association For Democracy and Justice in cooperation with the Swedish –Eritrean Partnership For Democracy consisting of both political, civic and individual will celebrate the new year 2013 and evaluate the past year 2012. The objective of this event is to empower the youth in the struggle for democracy by creating platform […]

መርድእ

ሓዉና ኣዩብ ህዳድ ከራር ብዝሓደሮ ሓጺር ሕማም ብሶሉስ 04.12.2012 ካብዛ ዓለም በሞት ተፈልዩና ኣሎ፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንዓርቢ ዕለት 07.12.2012 ሰዓት 9.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ

መጸዋዕታ ንናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ተቐማጦ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን

ነቲ ንሰንበት ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ገለ ወይጠታቱ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዮም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net