Notices ኤርትራዊ ፎርም ንለውጢ (ፓልቶኽ) ERITREAN FORM FOR CHANGE (Paltalk) By farajatPublished 02/01/20131 min read0 comments ንዕለት 05/01/2013 ቀዳም ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ናይ በርሊን(Berlin) ኣቖጻጽራ መሪሕ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኩውንነት ቓልሲ ኤርትራን ኣፈታትሕኡን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖሎቲካዊ መግለጽን ክትዕን ኽቐርብ ምኻኑ ንሕብር።
Comments