Category archives for: Notices

Paltalk Room: (Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin)

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡፡ ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ን-ቀዳም ዕለት 4, ሰነ 2011 ዓ.ም.ፈ፡ አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ኣጋይሽ ናይ (Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin) ኮይኖም ከምሲዩ ታዓዲሙ ኣለዉ። ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ & ስቶክሆልም

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ     ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንሰንበት ዕለት 05/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

 ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ዑደትን ወፍሪ ለመናን ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ (ወዲ ገራህቱ) ኣብ (Newtown Community Centre, B19 2SW) በርሚንጋሃም ንቀዳም ዕለት 28/05/2011 ካብ ሳዓት 5፡00 ክሳብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምሳና ክትምክቱ ብትሕትና ንሕብረኩም። ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምውጋድ እዩ!          لمزيد من المعلومات يرجى الاتصال على […]

Melbourne 29 May 2011

Eritreans’ RAGE AGAINST the 20 years repression of (PFDJ) regime in Eritrea The Eritrean Community Activists are organising a protest Rally against the 20 years repression of (PFDJ) regime in Eritrea in Solidarity with our people. The organising committee calls upon all Eritreans to participate and express their anger against the slave labour, systematic expulsion […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካንቤራ – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ንሰምበት  29 ግምቦት ኣብ  ካንቤራ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዬም ዘለዉ ኣርእስትታት ፦

San Francisco, Ca 27 May 2011

Hosted by : Eritrean Youth for change (EYG)

We Must Mark the 20th Independence Day with Defiance and Contemplation

Symposium & Demonstration 28 May 2011

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን

  may 22 call 2

Important Public Announcement

   Important Public Announcement  By Organizers The Swedish-Eritrean partnership for democracy in Eritrea consisting of all political, civic and individuals invites all concerned to a rally against the dictatorship in Eritrea. The objective of the rally is to influence the Swedish Parliament and Government to raise their influence so that the Eritrean case must be […]

London 21 May 2011

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንቀዳም 21.05.2011 ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሳዓት 6፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ! ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ 07949348574 ወይ  Email […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net