Category archives for: Notices

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ኮሚሽን- በርሚንግሃም ሚድላንድስን መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ኮሚሽን- በርሚንግሃም ሚድላንድስን ንኹሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም ተቐማጦ ከተማ በርሚንግሃምን ሚድላንድስን ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮን ካብ ዕማማት ኮሚሽን ንሰንበት ዕለት 15/05/2011 መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ ክትርከቡ ትዕደሙ ። ከም ‘ውን ሓደስቲ ምዕባለታትን ናይ ኩነታት ኤርትራን እቲ ኮሚሽንን እንኮላይ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡን ናይ ዝመጽእ […]

Stockholm, 18 May 2011

Important Public Announcement By Organizers The Swedish-Eritrean partnership for democracy in Eritrea consisting of all political, civic and individuals invites all concerned to a rally against the dictatorship in Eritrea. The objective of the rally is to influence the Swedish Parliament and Government to raise their influence so that the Eritrean case must be taken […]

Cairo, 22 May 2011

May 24 – Eritrean Youth Movement • Place: In front of the Eritrean Embassy in Cairo, Al Falah Street branched from Shehab Street, Mohandeseen. • Time: From 11:00 a.m. until 3:00 p.m. Statement 2: Date: May 10, 2011 For how long to remain silent?!!! Call and appeal to all Eritreans Protests in front of the […]

Letter of Invitation

2nd Symposium on Eritrean Human Rights & Refugee Crisis, May 28, 2011  Alexandria, VA22301 Dear Eritrean National Commission for Democratic Change,   After a national tragedy of immense proportion where almost 400 Eritrean were drowned in the Mediterranean we cannot celebrate this year Independence Day in the usual way. We commend that this day be […]

ዓቢ ምትእኽኻብ መንእሰያት

ኣብ ትሕቲ “ ምዕዛዝ ተራ ኤርትራውያን መንእሰያት,,,,,” ዝብል ቴማ ብመንእሰያት ዝተወደበ ዓቢ ናይ መንእሰያት ምትእኽኻብ መደብ ንሰንበት 08/05/2011 ክካየድ ኢዩ። ኣብ’ዚ መደብ ከም ዕዱማት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ከም ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩምን ያሲን መሓመድ ዓብደላን፣ ናይ ቅብኣ ሰኣሊ ደብሮም፣ ስነ ጥበባውያን ኢሳያስ ኣስፍሃን ሑሴን መሓመድ ዓሊን ደራስን ገጣምን ሳሚኤል ዓካ-ዓካን ካልኦትን ክርከቡ ኢዮም። ዕላማ እዚ መደብ […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰንበት ዕለት 15/05/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና፡ ብኮሚሽን  ዝተሰላሰሉ ንጥፈታትን ንዝመጽእ ግዜ  ተተሊሞም ዘልዉ መደባትን ክዝቲ ኢዩ። ከምኡ’ውን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ፡ መስርሕ ምዝገባ ደገፍቲ ምክያድ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ክጅምር ምዃኑ ብትሕትና ንሕብር።       […]

ህጹጽ ጻውዒት ንዝኽሪ ግዳያት ሞት ኣብ ከተማ ሸፊልድ

ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሸፊልድ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሃለቑ ልዕሊ 330 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ብዝወሰድዎ ተበግሶ ንክብሮም ናይ ሽምዓ ምብራህን ካልእን ንቀዳም 30/04/2011 መደብ ኣዳልዮም ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ብዘይ ኣፈላላይ ናይ ሃይማኖትን ካልእ ካልኣዊ ውልቃዊ ፍልልያትኩም ኣወጊድኩም ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ ኣለኹም። መተሓሳሰቢ፣ መራሕቲ ሃይማኖታት እስልምናን ክርስትናን ክርከቡ […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ የተቦሪ

  ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ጨንፈር የቶቦሪ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ የተቦሪ ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ መብርሂ ክወሃብ ስለዝኾነ ኣብዚ ዝጽዋዕ ዘሎ ኣኼባ ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፡ ቀዳም 30 ሚያዝያ 2011. ቦታ፡ Beveringsgatan 9 ግዜ፡ ሰዓት 14፡00 ብደሓን ምጹ! ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ጨንፈር የተቦሪ

መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሸፊልድ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንኹሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድን ከባቢኡን ብዛዕባ ዝሓለፉ ንጥፈታትን ዝተሰላሰሉ ዕዮን ካብ ዕማማት ኮሚሽን ንቀዳም 30/04/2011 መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ ክትርከቡ ትዕደሙ ። ከም ‘ውን ሓደስቲ ምዕባለታትን ናይ ኩነታት ኤርትራን እቲ ኮሚሽንን እንኮላይ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡን ናይ ዝመጽእ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ […]

Public Notice on -First May – International Workers Day Celebrations

By The Eritrean Social Democratic Association filial to the Social Democrat party in Sweden invites all Eritreans concerned with the values of human rights and dignity to the demonstration commemorating rights for equality and justice for all the workers in the world on Sunday 1st  May 2011 in the City of Stockholm. Program/ Schedule Date […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net