Section

Notices

News

ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን ፡ ንዋዕላን ኣንፈቱን ዝምልከት ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡

       ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ።እዚ ኣኼባዚ…

By farajatPublished
Notices

ENCDC TOWNHALL MEETING IN OSLO

Commissioner Idris Nuru, Coordinator of the Euro region of ENCDC will hold town-hall meeting in Oslo Norway to speak about ENCDC and its developments.…

By farajatPublished
News

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ንህዝባዊ ኣኼባ ከትካይድን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ክትነጥፍን መደባት ኣውጺኣ፣

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ካብ እትቐውም ክሳብ ሕጂ ብደረጃ ሽማግለን ንኡሳን ሽማግለታትን ቀጻሊ ርክባትን ኣኼባትን ብምግባር ንዝገጠማ ብድሆታ ሰጊራ፣ መደባታ ኣሰላሲላ ንቕድሚት…

By farajatPublished
News

ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጢ ከተማ ቶሮንቶ

እዚ ደብዳቤ እዚ ዕድመ ንኹሎም ኤርትራዉያን  ብዲክተታርያዊ ስርዓት መንግስቲ  ኤርትራ ነቲ መሰረታዊ መሰሉን  ነጻነቱን ዝተነፍጎ  ህዝብና መፍትሒ ንምርካብ ናይ ልዝብ መጸዋዕታ ዝተላእከ ኢዩ።  ስርዓት…

By farajatPublished

Search the site

Back to top