መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ
ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ
ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST.
ንቀዳም 21.05.2011
ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሳዓት 6፡00 ምሸት
ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡
ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ!
ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ 07949348574
ወይ
Email : eym4change@yahoo.co.uk





Comments