Archive for: August, 2005

ብሞት ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ኣብደላ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ መስቀላዊ ሕቶ

ብቕዳምነት ንቤተ ሰብ ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ጽንዓት ይሃብኩም እብል ብምቕጻል ህዝብና ክፈልጦን ክግንዘቦን ዘለዎ ስርዓት ኢሳያስ ምስሳርሕቱ ኣይ ግድሶ  መባልዕቱን መሳትይቱን ኣይግድሶ እቲ ንዲክታይተር ኢሳያስ ዘገድሶ ዕድመ ስልጣኑ ምንዋሕ ጥራሕ ኢዩ።        ህዝቢ ኤረትራ ሕሰብ ተማራመር ድክተይተር ስርዓት ኢሳያስ በብዝቦሎ ኣሚናን ተገዚእናን እንድሕሪ ኪድና እታ ኤርትራ ትብል ስም እውን ብዝተፋላለየ ግደ ውዲት  ስርዓት ኢሳያስ […]

ኣዋጅ ምቓም ሓድሽ ሰልፊ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ነሓስ,29,2005  ካርቱም   ኣልናህዳ ዝበሃል ሓድሽ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣብ ፖለቲካዊ መድረኽ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራ ቃልሱ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣዊጁ።እዚ ሰልፊ ከምተወሳኺ ሓይሊ ኣብ ሓይልታት ተቓወምቲ ኤርትራ ኣንጻር ስርዓት ኣስመራ ዝቃለሱ ዘለዉ ሃገራዊ ተቓዋሚ ሓይሊ እዩ።ጋኢሰ ቅዳሕ ናይ መጀመርያ መግለጺ ናይዚ ሰልፊ ካብዝረኸበቶ፡- ስርዓት ህግደፍ ን14 ዓመታት ንድሌትን ተስፋን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምዕባለ […]

ኣይግድሶ እቲ ንዲክታይተር ኢሳያስ ዘገድሶ ዕድመ ስልጣኑ ምንዋሕ ጥራሕ ኢዩ።

ህዝቢ ኤረትራ ሕሰብ ተማራመር ድክተይተር ስርዓት ኢሳያስ በብዝቦሎ ኣሚናን ተገዚእናን እንድሕሪ ኪድና እታ ኤርትራ ትብል ስም እውን ብዝተፋላለየ ግደ ውዲት  ስርዓት ኢሳያስ ኴና ንኹረስሙ ዘርእና ከጥፋኣና ምኻኑ ምግንዛብ ከድልየና ኢዩ ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ቅድሚ ሙማቱ ከም ናይ ወጻኢ ሚንስተር መጠን ቅድሚ ሰለስተ ምዓልቲ ምስ ሉኡኻት ወጻእተኛታት ምስ ሙሉእ ጥዕኑኡ ኮፍ ኣቢሉ ከዛራርቦም ከሎ ኣብ […]

Declaration of a New Party

GIC Khartoum (August28,2005)-  a new party by the name Al-Nahda has declared, today, its birth in the Eritrean opposition arena. The new party has made a  new addition to the Eritrean opposition factions which are struggling against  the regime of Asmara. The new party, in its manifesto, has addressed the Eritrean people saying that the […]

Eritrea church leader ‘dismissed

The spiritual head of the Eritrean Orthodox Church, Patriarch Antonios, has reportedly been removed from his post by the Eritrean government.Diplomatic sources have confirmed an opposition website report that the patriarch was replaced following a meeting with government officials. Patriarch Antonios reportedly objected to government interference in the church and the arrest of three priests. […]

Nation-building strategies privileging one identity in Eritrea versus state- nation building bolstering multiple and complementary identities?

By Fesseha Nair 25 August 2005 Today most societies in the world countries include more than one culture and community. In a country like Eritrea, one society seeks to dominate the others and such approach creates tensions and conflict. It is now almost 50 years, that Eritreans never resolved their internal conflicts by violence. The […]

ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣላት X መሪሕነት ነበር ናይ ጀብሃ ናይ ሎሚ ኣባላት መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ

ስምዑኒ ብጾትና ነብር ሰበ ስልጣን ህግደፍ 1. ኣቶ እብራሂም ቶቲል 2. ኣቶ ተስፋይ ተኽለ   3. ኣቶ  ዘምህረት ብ ኣኻትኩም ኣልዒለ ቅልዕቲ መልእኽቲ ክዝርግሕ ሕልናይ ስለ ዝደረኽኒ ሕመረት ትሕዝቱኡ ክኣ ንወሲድኩሞ ዘለኹም መርገጽ ምስቲ ቀደም መራሕትና ከለኹም ቃልስና ንሓርነታዊ ፍትሓዊ ዲሞክራስን፥ምዓርነትን፥ራህዋን፥ሰልምን እና በልኩም ብ ኣማራርሓ ናትኩም ዘጥፋእኩሞም/መን ኣሻሓት ንጹሃት ብጾትና ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራውያን ምስ እዚ […]

Federalism in the Eritrean Political Context

By Salah Ibrahim, 22 August 2005 The creation of the Eritrean Federal Democratic Movement (EFDM) and other organisations did not surprise many of us, knowing that the Eritrean government’s policies strongly favour some sectors of our society over others. It is evident that the majority of the people who embraced the philosophy and ideals of […]

ኳሕ ኳሕ ገም ገም ኣብዚ ጠዊኩም ክፈቱ ክትሰምዑ

ስምዑ      ደቂ ሃገረይ ደናክልና ዓዳትኩም ላዛ ዘለዎ      ዳጎ ማሓ ታበ ኢልኩም ሓበሬታ ትረኽብዎ     ንሓባሪኹም ብኽብሪ ህ..ህ እናባልኩ ትሰምዕዎ     ንፈታዊኽምን ጽላኢኹም ብቅጽበት ተለልዩዎ      ሕኩመት ኢሳያስ ወደራዓይሰ ምኻኑ ፍለጥዎ     ሓንሳብ ንሓዋሩ ብዘይ የዳግም ቐርኑ ዝብጥዎ                                 ስምዑ    ደቂ ሃገረይ ኣኮሎግዛይና ዓባይ እምባሴራ    ሕማቕ ተረኺቡ ነዊሕ መሪር ቓልሲ ኮይኑ ክሳራ […]

ቃለ መሕትት ምስ መሓመድ ጣሃ ተወከል

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ነሓስ,21,2005  ካርቱም መሓመድ ጣሃ ተወከል ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ግዜ ናብ ሃገራት ኣዕራብ በጺሑ። ኣብቲ ዑደቱ ምስ ዝመልከቶም ትካላተን ሰበሰልጣን ብዛዕባ ኣህጉራዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝምልከት ተዘራሪቡ። ኣቶ ተወከል በቲ ዝገብሮ ዝነበረ ዓቢ ኣበርኪቶ ኣብ ናይ ሱዳን ፖለቲካዊ ሃዋሁ ኣብቲ መምራጽ ምክትል ፕረዚደንት ናይ ረፓብሊክ ሱዳን ክሳተፍ ተዓዲሙ ንሱዳን መጽዩ።ኣብቲ ዝመጻኣሉ ገዜ ምስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net