Archive for: May, 2011

Letter of Invitation

2nd Symposium on Eritrean Human Rights & Refugee Crisis, May 28, 2011  Alexandria, VA22301 Dear Eritrean National Commission for Democratic Change,   After a national tragedy of immense proportion where almost 400 Eritrean were drowned in the Mediterranean we cannot celebrate this year Independence Day in the usual way. We commend that this day be […]

ዓቢ ምትእኽኻብ መንእሰያት

ኣብ ትሕቲ “ ምዕዛዝ ተራ ኤርትራውያን መንእሰያት,,,,,” ዝብል ቴማ ብመንእሰያት ዝተወደበ ዓቢ ናይ መንእሰያት ምትእኽኻብ መደብ ንሰንበት 08/05/2011 ክካየድ ኢዩ። ኣብ’ዚ መደብ ከም ዕዱማት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ከም ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩምን ያሲን መሓመድ ዓብደላን፣ ናይ ቅብኣ ሰኣሊ ደብሮም፣ ስነ ጥበባውያን ኢሳያስ ኣስፍሃን ሑሴን መሓመድ ዓሊን ደራስን ገጣምን ሳሚኤል ዓካ-ዓካን ካልኦትን ክርከቡ ኢዮም። ዕላማ እዚ መደብ […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ሞት ሓው ዓብደላ እድሪስ፡ ኣቦ መንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና: መስዋእቱ ብከንቱ  ክምዘይሓልፍን፡ ዘበገሰና ዕላማ ሓርነት ከኣ ኣብ መዓርፍኡ ንምብጻሕ ሕድሪ ከም ዘለናን ብተወሳኺ ነረጋግጽ። ሓው ዓብደላ እድሪስ ካብ ዕሸል ዕድሚኡ ጀሚሩ ክሳብ ብሕማም ዝወደቐሉ እዋን፡ ካብ ዝተሓተ ጽፍሒ ክሳብ ኣቦ መንበር ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ውድብ፡ ክሳብ […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ሞት ሓው ዓብደላ እድሪስ፡ ኣቦ መንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና: መስዋእቱ ብከንቱ  ከምዘይሓልፈን፡ ዘበገሰና ዕላማ ሓርነት ከኣ ኣብ መዓርፍኡ ንምብጻሕ ሕድሪ ከም ዘለናን ብተወሳኺ ነረጋግጽ።። ሓው ዓብደላ እድሪስ ካብ ዕሸል ዕድሚኡ ጀሚሩ ክሳብ ብሕማም ዝወደቐሉ እዋን፡ ካብ ዝተሓተ ጽፍሒ ክሳብ ኣቦ መንበር ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ውድብ፡ ክሳብ […]

መግለጺ ሓዘን

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብመስዋእቲ ሓርብኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ይገልጽ። ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ ድሕሪ ናይ ነዊሕ እዋን ሕማም ብ29 ሚያዝያ 2011 ብመስዋእቲ ተፈልዩ። ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ሓደ ካብቶም ምእንቲ ሃገር ኣብ መፋርቕ ስድሳታት ዝተሰለፈን ዝለዓለ ወተሃደራዊ ሓላፍነት ተሰኪሙ ብተወፋይነት ዝተቓለሰ ጉቡኡ ዘበርከተን ሓርበኛ ተቓላሳይ ነይሩ። መስዋእቲ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ […]

Predators

Issaias Afeworki , President, Eritrea Freed from Ethiopian domination in 1991 and enslaved again in 2001 by Issaias Afeworki’s authoritarian lunacy, Eritrea has the distinction of being Africa’s youngest republic (until South Sudan’s creation) and at the same time governed by its most ruthless dictator. A former rebel chief and hero of Eritrea’s war of […]

The leader, hero and martyr Abdalla Idris Muhammad

Full Name: Abdalla Idris Muhammad Suleiman Place of Birth: Qrabet region / Shalab / Aqordat province (near the village of Adarde) Date of Birth: 18/03/1944 • He joined the ranks of Eritrean Liberation Front (Eritrean Liberation Army) in October 1965 after attending the secondary school in Egypt and graduating from the Syrian Military Academy in […]

መሓመድ ኢድሪስ ንኣባላት ጨንፈር ጀዳ ኣኼባ ብዓወት ዛዚሙ።

ኣቦመንበር ሰልፊ ናህዳ ሓው ኑር መሓመድ ኢድሪስ ብሓሙስ 28 ታሕሳስ 2011 ንኣባላት ጨንፈር ጀዳን ከባቢኣን ዘጠቓለለ ኣኼባ ብዓወት ዛዚሙ። ኣቦመንበር መግለጺኡ ብዝኽረ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ዝተቐዝፉ ኤርትራውያን ዜጋታት ድሕሪ ምጅማር መሪር ሃገራዊ ሓዘን ምዃኑ ሓቢሩ ንኹሎም ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ዝሳኣኑ ስድራቤታት ጽንዓት ይሃብኩም ኢሉ። ቀንዲ ጠንቂ ናይ’ዚ ተረክቦ ስርዓት-ህግደፍ ብምዃኑ ኩላትና ኤርትራውያን ነዚ እከይ ጸረ-ህዝቢ […]

CONDOLENCE

The London Support Committee of the Eritrean National Commission for Democratic Change expresses its deep sadness and sorrow for the passing away of veteran Abdullah Idris Mohamed after a long struggle with illness in the UK. He was a prominent leader of the Eritrean revolution era, a man who devoted his whole life struggling for […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰንበት ዕለት 15/05/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና፡ ብኮሚሽን  ዝተሰላሰሉ ንጥፈታትን ንዝመጽእ ግዜ  ተተሊሞም ዘልዉ መደባትን ክዝቲ ኢዩ። ከምኡ’ውን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ፡ መስርሕ ምዝገባ ደገፍቲ ምክያድ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ክጅምር ምዃኑ ብትሕትና ንሕብር።       […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net