News

መግለጺ ሓዘን

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ብመስዋእቲ ሓርብኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ

ዝተሰመዖ ሓዘን ይገልጽ።

ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ ድሕሪ ናይ ነዊሕ እዋን ሕማም ብ29 ሚያዝያ 2011 ብመስዋእቲ ተፈልዩ።

ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ሓደ ካብቶም ምእንቲ ሃገር ኣብ መፋርቕ ስድሳታት ዝተሰለፈን ዝለዓለ ወተሃደራዊ ሓላፍነት ተሰኪሙ ብተወፋይነት ዝተቓለሰ ጉቡኡ ዘበርከተን ሓርበኛ ተቓላሳይ ነይሩ።

መስዋእቲ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ክሳራ ምዃኑ እንሓበርና ንቤተሰቡን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም እናበለና ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና ንሕብር።

“إنا لله وإنا إليه راجعون” 

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

01/05/2011

.

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top