Archive for: December, 2011

ናብ ዝኸበርክን ዝኸበርኩምን ኣባላት አጻረይት ኮሚቴ፡

ብመጀመርታ፡ ዝለዓለ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታይ የቕርበልኩም፡ ብምቕጻል ንኹልኻትኩም ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና፣ ኣብዚ ተሰላስልዎ ዘለኹም ረዚን ሃገራዊ ዕማም ከኣ ኣሳልጦ ንክትረኽቡ ይምነየልኩም፡፡  ከምቲ  ኣብቲ ናይ ትማሊ 28/11/2011 ፈላሚ ርክብና ዝገለጽኩልኩም እዚ ኣብ ታሓቲ ዘሎ ወግዓዊ መግለጺ  ናተይ ናይ ዳንኤል ተወልደ መብርሂ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ሓጺር መእተዊ ኣቐዲመ ጉዳየይ፣ ጉዳይ ዳንኤል ተወልደ  ምስ ጉዳይ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ […]

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ጉባኤኛታት፡ ብቀዳምነት ዝለዓለ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታይ የቕርበልኩም። ብምቕጻል ንኩሉካትኩም ኣባላት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን ዕዱማት አጋይሽን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ይብል። ነዚ ዘብቃዓና ፈጣሪ እንዳምስገንኩ፡ ንደገፍትና ሰንዓ ፎረም ብሓፈሻ፣ ንመንግስትን ህዝብን ኢትዮጽያ ድማ ብፍላይ ስለቲ ንቃልስና ንሕዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ንደንበ ተቓውሞን ስደተኛታትን ዝገብርዎ ዘለው ዘይሕለል ደገፍ ዝዓሞቐ ምስጋናይ ከቕርበሎም ይፈቱ። ብመጀመርታ፡ እዚ ታሪኻዊ ጉባኤ፡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net