Archive for: September, 2012

Problems facing us in removing the dictatorship in Eritrea

By Fesseha Nair The Eritrean Opposition forces for democratic change either the political or civil society still fail to move beyond their organizational structure and couldn’t identify their roles. In this article, I will deal on some of the main problems facing us to remove the oppression. The first problem is the diffused relationship and […]

Awate is majestic and indisputably one of Eritrean national symbols …

It is incontrovertible that martyr and hero Hamid Idris AWATE undoubtedly is one of our national symbols because he is the “Father of the Eritrean Armed Struggle and Revolution for Freedom and Independence.” The name Awate is intrinsically, historically, emotionally and factually intermingled to our nation called “Eritrea” and he represents one of the cornerstones […]

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ነቲ ብስም ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ዝወጸ ኣዋጅ ዝዅንን

ናይ‘ቲ ብስም ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ(ዴምሓኩኤ) ብዕለት 1 መስከረም 2012 ዝወጸ ኣዋጅ ትሕዝቶ ኣዝዩ ኣስደምሙና። እዚ ኣስደማምን ኣነዋርን መርገጺ‘ዚ፡ ነቲ ኩሉ ኤርትራዊ ተቓውሞ ሃገራዊ ሓይልታት እንኮላይ ዴምሓኩኤ ዝፈረሙሉ ከም ጽኑዕ ሞቖምያታት ኩሉ ዝምእዘዘሉ ሃራዊ ቻርተር ዝጻረር‘ዩ። ኤርትራዊ ፖለትካውን በርጌሳውን ተቓውሞ ሓይልታት ጸረ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ መሳርዓቶም ንምጥርናፍ ሓያሎይ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ መገዲ ምጉዓዝ ኣብ […]

ERI ADAL

ERI ADAL v36 2012 KLAR x264  

Activist vows to find missing Pakistanis in Eritrea

By Jamil Khan DUBAI: Ansar Burney, eminent Pakistani human rights and civil rights activist, has vowed to visit Eritrea to release the eight Pakistanis who have been missing since 1993. Talking to The Gulf Today on Thursday night, Burney said he has been in Dubai for the last couple of days and applied for a […]

ንኻልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤ ንምድላው ዝኣክል ጨንፈር ርያድን ጅዳን ካልኣይ ሰሚናር ኣካይደን

ነቲ ኣብዚ ዘለናዮ ዓመት ንኽጋባእ መደብ ተታሒዝሉ ዘሎ ናይ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ካልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤ ንምድላው ዝኣክል : ኣብ ኩለን ጨናፍራት ተኸታታሊ ሰሚናራት ክግበር ጸኒሑን ኣሎን : ሎሚ ወን ከም መቐጸልታ ናቱ ድሕሪ’ቲ ኣብ ከተማ ጅዳ ኣብ ዕለት 31/8/2012 ዝተገብረ ሰሚናር ፡ ኣብ ከተማ ርያድ ውን ኣብ ዕለት 7/9/2012 ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ:: ኣብ’ቲ ዝተኻየደ […]

ሰሚናር ዳን ኮነል (Dan Connell) አብ ከተማ ኦክላንድ

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ (EYSC-Bay Area)ነቲ ካብ ንእስነቱ አትሒዙ አብ ጎኒ ህዝቢ ኤርትራ ደዉ ኢሉ ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ውሩይ አሜሪካዊ ጋዜጠኛ ዳን ኮነል ብምዕዳም መሃርን መሳጥን ህዝባዊ አስተምህሮ አእንጊዱ። አብዚ ልዕሊ ሚእቲ ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ አስተምህሮ፡ እቲ ብዛዕባ ኤርትራ ሓሙሽተ መጻሕፍቲ ዝጻሓፈ ዉሩይ ጋዜጠኛ ዳን ኮነል ንዝርዝር ኩነታት ኤርትራ ካብ ጊዜ ብረታዊ […]

Press release from EMDJ

Press release from EMDJ

ዯሞክራስያዊ ሇውጢ

ዯሞክራስያዊ ሇውጢ ኣብ ወወርሒ እትሕተም ወግዒዊት ሌሳን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዯሞክራስያዊ ሇውጢ Read more >>>>

ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ

ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ 

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net