Archive for: September, 2012

መኤረምታ ፡ ንመግለጺ ደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ

እቲ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ፡  ብደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ፡ ንስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝምልከት ዝወጸ መግለጺ ፡ መስመሩ ዝሰሓተን ዘይሓላፍነታዊን ክንዲዝኾነ ፡መሪሕነት ደሞክራስያዊ  ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ፡ ነቲ ዘውጽኦ መግለጺ ዳግመ ግምት ብምግባር መኤረምታዊ መግለጺ ከውጽእ ንጽውዕ ። ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ዘይሕከኽ ናይ ክብሪ ቦታ ዝሓዘን ፡ ኩሉ ኣብ […]

መኤረምታ ፡ ነቲ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ

ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ፡ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ፡ መስመሩ ዝሰሓተን ዘይሓላፍነታዊን ክንዲዝኾነ ፡መሪሕነት ደሞክራስያዊ  ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ፡ ነቲ ዘውጽኦ መግለጺ ዳግመ ግምት ብምግባር መኤረምታዊ መግለጺ ከውጽእ ንጽውዕ ። እቲ ዝወጸ መግለጺ ንብዙሕ ነገራት ኣብ ግምት ዘየእተወን ፡ ካብ ህሉው ውድዓዊ ኩነታት ዝረሓቐን ፡ ኣቃውማ ማሕበረሰብ ኤርትራ ዘይተረደኤን ዝመስል ክንዲ ዝኾነ […]

ኤርትራ ከም ዓደ’ቦ፤ ጸገማትን ብድሆታትን ኣብ ታሪኽን ሎምን

ኣቶ መለስ ኣከራኻሪ ዝዀነ ውርሻ ገዲፉ ሓሊፉ ኣሎ፣ ገለን የመስግንዎን ይምርቕዎን፣ ገለን ከኣ ይወቕስዎን ይረግምዎን ኣለዉ፡፡ ብዙሕ ጊዜ መራሕቲ ክሓልፉ ከለዉ Eቲ ብዛEባOም ዝወሃብ ሚዛናት ፍልልያት ኣለዎ፣ ገሊU ናብ ኣዎንታ፡ ገሊU ኸኣ ናብ ኣሉታ ዝዛዙ ይኸውን፡፡ Eዚ ሓቂ Iዩ፣ Eንተዀነ ግን Eቲ ንኣቶ መለስ ብዝርI ዘሎ ፍልልያት ኣመና በሊሕን ገፊሕን ብሙዃኑ፡ ኣገራሚ Eኳ Eንተዘይኰነ፡ Eሙቕ ዝበለ ትርጉም ዘለዎ Iዩ፡፡

ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ ኤርትራውያን Eውን ንመዋቲ ብዝምልከት ምስጋና ዝዓዘዞ ርEይቶታት ከስምU ቀንዮም Iዮም፡፡ ኣብ ባህልና ሕልፈተ ህይወት – ማለት ሞት – ረዚን ተረኽቦ Eዩ፡፡ በዚ ምኽንያት’ዚ ይመስል፡ ሓደ ሰብ ክሓልፍ ከሎ፡ ብዝተኻEለ መጠን፡ ነቲ ናይ ህይወቱ ኣዎንታዊ ጐኒታት ጥራይ Eናኣጉላሕካ ምፍናዉ ልሙድ ስነ-ስርዓት ነይሩን ኣሎን፡፡ Eዚ ሓቂ Eንተዀነ Eኳ፡ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ገለ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ብዛEባ ኣቶ መለስ ዘቕረብዎ ጽሑፋት ዘተሓሳስብ ሸነኻት ነይሩዎ፡፡ ብፍላይ Eቲ ኣብ ልEሊ ሰውራና ንዝተፈጸመ ገበናት ዝረስA፡ ብትሕዝቶU ከኣ ምስ ዓደቦነት ኤርትራ ዘይሳነ ዝመስል መግለጺታት ቁሩብ ኣሰኪፉኒ Iዩ፡፡

ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ዝገበርዎ ዑደት ዛዚሞም

ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ዝገበርዎ ዑደት ኣብ ዕለት 7/9/2012 ዛዚሞም ። ኣብቲ ብኹሉ መለክዒታቱ ዕዉት ነይሩ ክበሃል ዝኽእል ዑደት ፡ ንትሕዝቶኡ ብዝምልከት ኣጠቓላሊ ጸብጻብ ክወሃብ እንተደኣ ኮይኑ ፡ እቲ ዑደት ነቲ ኣብ ግብጺ ተረኺቡ ዘሎ ህዝባዊ ዓወት ኣመልኪቱ ህዝቢ ኤርትራ ንህዝቢ ግብጺ ዮሃና ምባሉ ዝሕብር መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ግብጺ ምብጻሕን ፡ ኣገዳስነት […]

Bedouin successes fighting people traffickers

photo : CNN

by Frederik Pleitgen and Mohammed Fadel Fahmy, CNN Editor’s note: Watch the CNNI documentary “Stand in the Sinai” on Friday September 21 at 1530 and 2030 GMT. The area of Al Mehdia near Egypt’s border with Israel is a lawless place even by Northern Sinai’s standards. There is no police force and a military offensive […]

EU Concerned Over Continued Rights Violations In Eritrea

(RTTNews) – The European Union on Tuesday voiced concerns over the Eritrean government’s continued violation of its human rights obligations under both domestic and international law, highlighting the cases of political prisoners and journalists being held in the country without trial for years. In a statement issued Tuesday, EU foreign policy chief Catherine Ashton expressed […]

Congratulations!

The Eritrean National Council for Democratic Change (Executive Office) gladly declares that in a couple of days it will launch its official website.   The apparently long delay was essentially due to technical problems and for which we apologies profoundly without reservation.   We would like to take this opportunity at this juncture to call […]

ዕድመ ንኩሎም ደሞክራስያውያን “Inbjudan till workshop”

ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን፣ ከምኡ ድማ መበል 11 ዓመት ንዝኽሪ ኩሎም እሱራትና ንምዝካር ጽላል ፖሊቲካውን በርገሳውን ውለቀስባትን ማሕበር በዚ ኣጋጣሚ ልዝባዊ ዋዕላን፣ ቃል ባሕቲ መስከረምን ቃል ናይቶም መስከረም 2001 ዝተኣስሩን መደባት ኣሰናድዩልኩም ስለዘሎ ኣብዚ ታሪኻዊ ጽንብል ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም ። ዕለት፣ መስከረም 29 2012 ግዜ፣ ካብ 1400 ክሳብ 2000 ናይ ምሽት […]

Voices of the voiceless

EYSC-UK members along with other youth and ENCDC members

EYSC-UK members along with other youth and ENCDC members have been at the forefront of anti PFDJ Festival demonstration held in London and have their black and white stripped prisoners t-shirt and hand chains to symbolize and prove it. Now they are bringing the spirit of defiance to the streets of UK where the Eritrean […]

Tv Eri Adal : interview with Sultan Omar the executive director of Ethar Relief

Ethar Relief Presenting the refugees issue in Tigrinia – Part 1 Ethar Relief Presenting the refugees issue in Tigrinia – Part 2

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net