Archive for: September, 2012

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ   ናብዚ ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ […]

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብፍላይ፡ ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ናብዚ ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ኣብጸሓኩም እናበለ ዮሃናኡ ክገልጽ እንከሎ ልዕሉ ሓጎስ ይስመዖ። ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ’ዚ  ከሕልፎ ዝደሊ መልእኽቲ እንተሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጸረ ቶቲሊታርያዊ ሰርዓት ህግደፍ ተናግፉ ኣብ ጎደና ሰላምን ደሞክራስን ምዕባለን […]

ኮለይ ወድ በራድ

ዓረር ትግባእ እድና                ሃተማቲም ወርዳዋ እባ ይዓሩ ለትናጦ                   ወእባ ይኣምሮ ውርዳሃ ተሓይስ ተሓምቕ አለቦም       ምንኮር ላቱ ዓርጋዋ ተሓውተነው ሸፈቲት            ላታደንን ዋዕለዋ ኮለይ ወድ በራድ                ግል ግብርኖት ዳሕረዋ ዓረር ትግባእ እድና                ሃተማቲም ወርዳዋ ዓዶም ዘምት ከራዪ              እብ ኣይደቶም ታላዋ ዓመጽ ሕራም ግልቡባት        ስለል ዓቦት ሰመዋ ኣግሩዝ ተጅሂል መድራሰት     ምን ዪራኪብ ራክባዋ በረጀው ገል ጀሃል              ወግል ቕወት […]

Eritrea: RWB-Backed Satellite Radio Station Sabotaged Again

Radio Erena, a Paris-based satellite radio station that broadcasts to Eritreans in Eritrea and to the Eritrean diaspora, is again the target of a pirate transmission from within Eritrea that is blocking its broadcasts – this time since 4 September. The sabotage resumed two days after the radio and TV satellite company Arabsat restored Radio […]

ENCDC Australia

ENCDC Australia Cordially invite you to celebrete  

Australia is joining the Eritrean Youth Federation

4th Sept. 2012 At a meeting sponsored by the member of the executive of the Eritrean National Council for democratic change Mr Munir Abdulhai and a member of the National Council Mr Mohamednoor Ahmed on Saturday evening 1st Sept. 2012. The youth raised vital discussion points regarding “Australian Youth” and to fill the vacant seat […]

ሓደ መስከረም ዘለ ኣለም ክትዝከሪ ንበሪ ፈጻሚ

ሓደ መስከረም ዘለ ኣለም ክትዝከሪ ንበሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ   Reda more >>>>ecdnc 1 Sep 2012  

FIFTY ONE YEARS OF COURAGE, DETERMINATION AND RESILIENCE

1st September 61 – 1st September 2012   Today in the 1st September 2012, we celebrate our success, remember our heroes, and evaluate our journey and learn big lessons. BIG TIME!!   Today we also renew our oath to defeat the authoritarian regime in Eritrea and replace it with a democratic government. TO DO   […]

ብምኽነያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቶ/ መለስ ዜናዊ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ኣብ ቤት መንግስቲ ብምብጻሕ ሓዘኖም ገሊጾም፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብምኽነያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቶ/ መለስ ዜናዊ ዝተስምዖ መሪር ሓዘን ዝገልጽ መግለጺ ከምዝውጽአን ኣብ ቤት መንግስቲ መንብሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ብምብጻሕ’ውን ንቤተሰቡ ከምዝጸናንዑ ዝዝከር’ዩ። ብድሕሪ’ዚ እዋን’ዚ ናይ ሓዘን መዝገብ ምስ ተኽፈተ ናይ ምፍራም ሰነ-ሰርዓት ኣብ ዝሰላስለሉ ዝነበረ እዋናት ትማሊ መዓልቲ 28 ነሓሰ 2012 ብኣቦ መንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝተመርሐ ኣባላት ፈጻሚት […]

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ – ብሪጣንያን ዜጋታት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራን: ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ እስራኤል ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም፡ ፡

ስምረት ኤርትራውያን መንሰያት ንለውጢ-ብሪጣንያ (ስ.ኤ.መ.ለ.-ብርጣንያ) ዘወሃሃዶ፡ ዜጋታት ንሰብኣዊ መሰላት  ኤርትራ (ዜ.ሰ.መ.ኤ) ዝተሓባበርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ዓርቢ 31 ነሓሰ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 11፡30 ናይ ንግሆ  ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ እስራኤል ሎንደን አካይዶም። እዚ ብዘይካ ኣብ ሎንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝተገብረ ሰላማዊ  ሰልፊ፡ ኣብ እስራኤል ውን ብተመሳሳሊ አብ ሓደ ሰዓትን መዓልትን ብኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ፊት ቤት ማእሰርቲ  ሰፊሕ ሰላማዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net