Archive for: July, 2015

ወይ`ዛ መንበር

ትዕዝብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ጂነቫ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን፡ 29.06.2015 ዕለት 26.06.2015 ነፋሪተይ ኣንጊሃ ጂነቫ ስለ ዘብጽሓትኒ፡ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስትታት ብኣጋ በጺሐ። ተሰለፍቲ የሕዋት ብጾተይ ገና ኣብቲ ቦታ ኣይበጽሑን ኔርም፡፡ ብዘይካ ንስራሕ ክኸዱ ብቕጽበት ዝስግሙ፡ ገለ ድማ ኣጋይሽ መሰልቲ ሰኣልትን ተስኣልትን፡ ሰብ ኣይነበረን። ቀልጢፈ ድማ ኣብዚ ነጻ ቦታ ነዛ መንበር ተገንዘብኩ፡ ትርጉማ ክግምት ውን ፈቲነ። […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net