Archive for: August, 2016

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ ምኽትል መራሕ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ሰልፈኛታቱን፣  ኣብቲ ሕጂ ዝነብረሉ ዘሎ መደበር ስደተኛ`ታት ሱዳን ፣ ምስኡ ኣብ ዝተገብረ ርኽክባት ፡ ብዛዕባ ኣብ ሰውራ ምስላፉን ፍሉይ ተሞክሮ ሳልሰይቲ ክፍሊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን የዘንቱ ። ብዓብደላ ሓሰን ቀዳማይ ክፋል ሓጽር ታሪኽ ህወቱን ከመይነት ኣጀማመራ ቃልሱን ፡ ተጋዳላይ ሓምድ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net