Archive for: April, 2018

መግለጺ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ኖርወይ!

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ኖርወይ፣ ብዕለት 14 ሚያዝያ 2018፣ ኣብ ትሕቲ፡ “ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ” ዝብል መትከላዊ መርሆኡ፡ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ።   ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ፣ ብጻይ ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ፖለቲካውን ስርዒታውን ጉዳያት ቤ/ጽን ተረኺቡ ውድባውን ሃገራውን ኩነታት ኣመልኪቱ ብሰፊሕ  ድሕሪ ምግላጽ፣ ብኣባላት ጉባኤ ንዝቐረበሉ ሕቶታት ግቡእ መብሪሂ ኣቕሪቡ።

ዕዉት ስርሒት ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ

ም መቐጸልታ ነቲ ምስ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ኩሉ መዳያዊ ግጥምያ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ንኽሰላሰል  ፍሉይ ኣቕልቦ ኣንቢርናሉን መደባት ሰሪዕናሉን ዝጸንሓና ገድላዊ ስራሓት ፍርያት እናሃበ ይመጽእ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ውድብ ኣብሪሁ። ድሕሪ’ቲ ኣብ 11/03/2015  ኣብ “ቀሓውታ”  ዝተፈጸመ በርቃዊ መጥቃቲ፣ ዝተፈላለየ ስርሒታት ከም ዝተኻየደን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ገለ ከተማታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ ኣስመራን፥ ምጽዋዕን ዓሰብን፣ ንህዝብና ንምብርባርን፣  ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምቅላዕን፣ ኣገዳሲ ጽሑፋት ዘርጊሕና ምንባርና ዝዘክር ኢዩ። ሕጂ’ውን ከም መቐጸልታ ናይ’ዚ ኩሉ፣ ምዑታት ጀጋኑ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡  ብሰሉስ ዕለት 3 ሚያዝያ 2018 ኣብ “ዘራ” ዝተባህለ ኣብ ከባቢ ሮባ ዓንሰባን ሰሚን “ጣሕራ” ዝርከብ

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!

ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ ብተበግሶ በርገሳዊ ማሕበራት፣ “ፎሩም ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተን” “ማእከል ዜና ኤርትራን” ካብ ዕለት 7 ክሳብ 8 ምያዝያ 2018 እዞም ኣብ ትሕቲ ኣስማቶም ሰፊሩ ዘሎ ብርክት ዝበሉ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን ነጻ ሃገራውያን ባኣታትን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ “ፖለቲካዊ ዘተ ንሓባራዊ ዕዮን ሕብረተሰባኣዊ ጥምረትን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፣ ኣብ ከተማ ሎንደን ተጋቢኡ። በዞም በርጌሳዊ […]

Practicing National Dialogues –The tool for democratising a society

By Fesseha Nair   ” Awaken the Giant Within” Anthony Robbins     The word ” dialogue” derives from the Latin term ” dialogos” which means ” the flow of meaning.” The practice of dialogue enables the true meaning or deeper significance of something to flow and come into being. Through dialogue our natural intelligence […]

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዓመታዊ ጸብጻብ 2017

መእተዊ፦ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ነቲ –  ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ – ዝብል መሰረታዊ ኣገባብ ምርኩስ ብምግባር፣ ነቲ ዘበገሶ መስርሕ ካብ ህዝቢ  ብህዝቢ ንምግባሩ፣ ኣብ መፈለምታ ብመንገዲ ጋዜጣዊ መግለጺ  ጎስጓስ ብምክያድ፣  ከተምቲ  ህጹጽ መጸዋዕታ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም  ኣኪቡ።  ኣብ  ድሮ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 23 ግንቦት 2016 ፣ ንህዝቢን ሃገርን ካብ ኣትይዎ ዘሎ ሕሱም ምልካዊ መግዛእቲ […]

Global Initiative of Eritreans to Empower Grassroots Movement GI 2017 Progress Report and Plans for 2018

Introduction GI strongly believes that its mission of playing a facilitating role for the formation of grassroots-based people’s institutions and electing global representatives can ideally be achieved by the full participation of all justice-seeking Eritreans in the Diaspora. To this end, with a view of maintaining an open and transparent communication with all the stakeholders […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net