News

ቃል ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞባ አውሮጳ

alazar

ብጻይና ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላኽ ንተጋዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ኣብ መንግሰተ ሰማያዩ ክቅበሎ፡ ንክቡራት ተጋደልቲ ስድራቤቱን ብጾቱን ከኣ ጽንዓት ክህቦም እንዳተተምነና ናይዚ መሪር  ሓዘን ተካፈልቲ ምኻና ንገልጽ።

 

ደጊምና ኣምላኽ ብምሕረቱ ኣብ ትሕቲ ጽላሉ ይቀበሎ!!

ንዝሓለፉ መንግስተ–ሰማይ ንዝተረፉ ደበስ ኢዮብ ይደብሶም!!

 

ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኤርትራ– ሕድሪ ዞባ አውሮጳ

21.04.2016

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top