News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ጻውዒት ኣብ ኦክላንድ በይ-ኤርያ

Eritrean Commission Public Meeting in Oakland CA

ክቡራትን ክቡራንን ነበርቲ በይ-ኤያን ከባቢኡን ብመጀመርያ ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ነመሓላልፍ።

ኣስዒብና ነዚ ዝስዕብ ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒትና ኣኽቢርኩም ኣብ ኦክላንድ በይ-ኤርያ በዚ ኣብ ታሕቲ

Eritrean Commission Public Meeting in Oakland CA

ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻን ዕለትን ኣብ ዝግበር ህዝባዊ ኣኼባ ንክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ።

ኣኼባና ንኹሉ ብሃገሩን ብህዝቡን ዝግደስን ንድምጺ ስውኣት ዝሰምዕን ዝተዳለወ እዩ።

ኣብዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣገዳሲ ጸዋዒት ንኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ህዝቢ ክጥርነፍን ኣዝዩ ክሕይልን

ባዕሉ ንባዕሉ ህዝባዊ ስርርዕ ክገብርን ብኣተሓሳስባ ክምዕብልን፡ ክምህርን ክምሃርን፡ ክርዳእን

ከረድእን፡ ክተሓጋገዝን ክፋቐርን፡ ናይ ሓባር ጸላኢኡ  ብሓባር ንኽውግድ ክሰርሕን ክተሓባበርን

ዝድለን ዝጥለብን ዘሎ ጉዳይ እዩ። ነዚ ሕቶ እዚ ንምምላሱን ንምዕዋቱን ክንክእል ኣብዚ ኣገዳሲ

ህዝባዊ ኣኼባ ብሓባር ተራኺብና ክንዋሳእ ጸዋዒትና ነቕርብ።

ዕለት፡

OCTOBER 16, 2010

at 4:00PM

ኣድራሻ፡

SHUTTUCK AVE & 55th STREET, OAKLAND, CA 94609

ብድሓን ምጹ፣

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ !!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቐት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ !!

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC2011@gmail.com

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top