News

ዝምድና ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራን መንግስቲ ኤትዮጵያን እናሓየለ ይኸይድ ኣሎ ተባሂሉ ።

GIC
14/9/2006
 
መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ  መለስ ዜናዊ ተራኺቡ ኣብ ሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ብምልዓል ዘተ ኣካይዱ  ። ኣብቲ ዘተ እዚ ኣብዚ ህጂ እዋን ደምበ ተቓውሞ ዘርእዮ ዘሎ ምዕባለታትን ዝምድና መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምበ ተቓውሞን ዘርእዮ ዘሎ ኣወንታዊ ምዕባለን ብምርኣይ ዘቲዮምሉ ። ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ሎሚ ንመጀመርያ ግዜኡዩ ምስ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ቀጥታዊርክብ ዘካይድ ዘሎ ፡ ኣብቲ ርክብ ብወገን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ፡ ዶር በየነ ኪዳነ ኣቦ መንበር ፈጻሚት ቤትጽሕፈት ፡  ብርሃነ የማነ ሓላፊ ውድባዊን ጉዳያትን ፡ ዓብደላ ኣደም ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ተረኺቦም ኔሮም ። እዚ ተርእዮዚ መንግስቲ ኢትዮያ ብተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራ ዓቢ ተገዳስነት ዘርእየሉ ዘሎ ምኻኑ ብዙሓት ተንተንቲ ፖለቲካ ይገሉ ኣለዉ ። ከም መርኣያ ምምዕባል ዝምድናታት ክልቲኡ ወገናት    

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top