ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንቀዳም ዕለት 18/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር ኩሉ ሃገራዊ ተገዲሱ ንክሳተፍ ነማሕጽን። 

 

 

ዕለት፡  ቀዳም 18/06/2011 

 

ግዜ፡  ሰዓት 15፡00

 

ቦታ፡ EBBELS GATE 1 – Oslo

ብደሓን ምጹ!

           ተሓጋጋዚ ሽማግለ

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ንዲሚክራስያዊ ለውጢ

          ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5107

Posted by on Jun 11 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net