Notices

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

 

 

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ስቶክሆልም ንቀዳም ዕለት 25/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር፡ ኩሉ ሃገራዊ  ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ ተገዲሱ ንክሳተፍ ነማሕጽን። 

 

 

ዕለት፡

 

ቀዳም 25/06/2011

 

ግዜ፡

 

ሰዓት 14፡00

 

ቦታ፡

ABF – Hallonbergen Centrum

 

 

 

 

ብደሓን ምጹ!

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ንዲሚክራስያዊ ለውጢ

ኣብ ስቶክሆልም

 

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top