መጸዋዕታ ን ሐፈሻዊ ህዝባዊ አኼባ – ለንደን

መቐጸልታ ንዝሐለፈ አኼባታት ኮሚቴ ምትሕግጋዝ ሃገራዊ ጉባኤ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ለንደን ህዝባዊ አኼባ ትጽውዕ፤ እዚ ኸአ ንምዝዛም ናይ ዝሐለፈ ሰነድ ቅዋም ከምኡውን ካብ ህዝቢ ተሳትፎን ርእይቶታትን ምእራምን ብዛዕባ እተን አርባዕተ ሰነዳት ናብ ዋዕላ ዝሓልፋ፤ ከምኡ እውን ናይ አባልነት ዝተመልአ ፎርምታት ምምላስን ቅጥዒ አባልነትን ምድላውን ህዝባዊ ሕጸ አብ ዋዕላ ዝሳተፉ፡ እዚ አኼባ ዚ ን ዕለት 14/8/2011 ካብ ሰዓት ክለተ ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት ሹዱሽተ ክኸውን እዩ

 

ግዜኹም ሐሊኹም ክትመጹ ነማሕጽን፡

 

አድራሻ: Abrar House

        45 Crawford Place, Off Edgware Road Street

                  London W1H 4LP

 

ሞጎዓዝያታት

       ባቡር: Edgware Rd.  Central, District & Hammersmith Lines

   አውቶቡስ: 16, 36,18,27,98,414

 

oH³³sïq aL´D D}©}

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5559

Posted by on Aug 9 2011 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net