ኣገዳሲ ሓበሬታ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

ንቐዳም  October 11/ 2014  ስዓት 8:00 Berlin Time ኣብ Paltalk

Ertrawi Hagerawi Bayto ENCDC ROOM ቐሪቦም መግለጽን ሕቶም መልስን                       

ከካይዱ ስለ ዝኾኑ፤ ንኹሉ ደላይ ሰላምን ራህዋን ፍትሕን ENCDC ሩም ትዕድም

 

ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ደለይቲ ፍትሒ  ኣቦ ወንበር ኤርትራትዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣቶ ጸጋይ የውሓንስ ምስ ምኹቱሉ መምህር ፍረወይኒ ሃፍተማርያም  ንቐዳም  October 11/ 2014  ስዓት 8:00 Berlin Time ኣብ Paltalk Ertrawi Hagerawi Bayto ENCDC ROOM ቐሪቦም መግለጽን ክህቡን ሕቶን መልስን ክቕበሉን ስለ ዝኾኑ ንኹሉ ደላይ  ፍትሒ  ብኽብሪ ኣብ ባልቶክ Ertrawi Hagerawi Bayto ENCDC ሩም  ንዕድም።

ኣብዚ ኣኼባ እዚ ከም ህዝቢ ኩሉ ንህዝቡን ሃገሩን ዝሕለቕ ምስታፍ ጥራይ ዘይ ዘይ ኮነስ  ሃናጺ ሕቶታትን ለቦዋታትን ሪኢቶታትን  ንባይቶ ከምቲ ህዝቢ ዝባሃጎ ንቕድሚት ዘይ ተሓንበበ ዓይነታዊ ለውጢ ህዝቢ ዝሪኦ ስራሕ ዘይ ተሰርሔ ብጉብእ ብሉዙብ ብምክብባር  ሽግርና ዳህሲስና ነዚ ከሰጉመና ዘይ ካኣለ ገምጋምና   ኣቀሚትና ናብ መስርሕ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ባይቶ መገዲ ካላኣይ ግባኤ ባይቶ ብኸመይ ንኺዶ ዝብል ዛዕባታት ተፋላለየ  ንቓልስና ዝዕውተሉ ሓሳባት ሒዝና ክንመጽእ ከምዘለና እና ኣታሓሳሰብና ሩም ከይ መልኤ  ቕድሚ ቖጾራ ክትርከቡ ንሕብር።

ኣበይ……  Degefti Ertrawi Hagerawi Bayto ENCDC Room

ምዓስ….. ንቐዳም  October 11/ 2014  

ግዜ…..ስዓት 8:00 Berlin Time

              ብድሓን ምጽኡ

 

 

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8947

Posted by on Oct 6 2014 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net