ምልክታ

ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐ ህዝባዊ ጕስጓሳት፡ ሕጂ’ውን ንጽባሕ ዕለት 25/10/2014 ልክዕ ሰዓት 20.00 ብኣቍጻጽራ ማእከላይ ኤውሮጳ (በርሊን) ኣባላት መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ (ገዛ ደገና-ተሻሞ) Eritrea Degena and Teshamo Forum for Change1 ተዓዲሞም ምህላዎም ንሕብር። መካትዒ ኣርእስቲ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ተቓውሞ ደንበ ፡ ኣመላኽታ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ድማ  ኣብዚ መዳይ’ዚን ክኸውን ኢዩ።

ሰናይ ናይ ዘተ ምሸት ክገብረልና ንምነ።

 

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ !

 

 

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግ.ሃ.ድ.ኤ

24/10/2014

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8984

Posted by on Oct 25 2014 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net