News

መሰደሪ ሓቂ truth’s yardstick

geneva 2015 june 26

ልክዕ ብወርሒ ሰነ ቅድሚ ናይ ሎሚ ሓደ ዓመት ሕቡራት መንግስታት ነቲ እብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ብስድራ-ግዳያትን  ዚቐርበሎም ዚነበረ ጥርዓናት – ብዛዕባ ጥሕሰታት ኤርትራዊ ሰብኣዊ መሰላት አብ ኤርትራ – ንምፍታሽ ሓንቲ መርማሪ ኮምሽን አውጺኡ። ኣባላታ ከአ ማይክ ስሚሥ Mike Smith ካብ ኣውስትራልያ፣ ቪክቶር ዳንክዋ Victor Dankwa ካብ ጋና፣ ሸይላ ኪይታሩሥ Ms. Sheila B. Keetharuth ካብ ማውሪቱስ ኢዮም።    Read More 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top