Author Archive
Stories written by admin

መግለጺ ጽንብል ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ 24 ግንቦት 2012

ብ1991 ባዕዳዊ መግዛእቲ ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ ተሳዒሩ ድሕሪ ምብራሩ፡ ኤርትራ ነጻን ልዕላዊትን ሃገር ምዃና ተረጋጊጹ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያታት ባንዴርኣ ካብ ዘውለብልብ እንሆ 21 ዓመት መሊኡ። ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ ውጽኢት ዕስራ ዓመት ሰላማዊ ፖሎቲካዊ ቃልስን ሰላሳ ዓመት ዝወሰደ መሪር ብረታዊ ተጋድሎን’ዩ። ኣብ’ዚ መሪር ሰላማውን ዕጥቃውን ቃልስታት’ዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብኩሉ እንትንኡ ተቓሊሱ ዝተጎናጸፎ ድሙቕ ኣኽሊል ዓወት ምዃኑ […]

ብኣወሃሃዲ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ ዝዳሎ ሓበሬታዊ መጽሔት

ብኣወሃሃዲ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ ዝዳሎ ሓበሬታዊ መጽሔት Read More

An urgent appeal for all Eritreans

Eritrean Relief Organization Email: eritreanrelief@gmail.com An urgent appeal for all Eritreans Everyone knows the non-human, miserable life situation that any Eritrean refugee in various neighbouring countries is leading as a result of his/her escape from the oppression and abuse of the regime. It is their legitimate right to ask us to alleviate their suffering and […]

Succefull Demonstration in Cairo

Protest and demand Your rights The release of all detainees (prisoners of conscience) Constitution that emanates from the will of the people Return to the national fold… A decent life … without poverty… without subjugation… Security and peace … no constraints … no marginalization… No to death in the desert … and the sea … […]

ብምኽንያት መበል 21 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝወጸ መግለጺ።

ሎሚ 24 ግንቦት 2012 ንመበል 21 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ዝባዓለላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ። ህዝቢ ኤርትራ ዓመት መጸ ነዛ ዕለት እዚኣ ዘኪሩ ከብዕላ እንከሎ እተሕልፎ ዓቢ መልእኽትን ታሪኽን ዘለዋ ዝኽሪ ስለ ዝኾነ ደኣ እምበር ካልእ ምኽንያት የብሉን። ጅግና ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መስርሕ ሓርነታዊ ተጋድሎኡ ንኣስታት ፍርቂ ዘመን ዝኣክል ሰላማውን ዕጥቃውን ሓርበኛዊ ቃልሲ ኣካይዱ ሰፍ […]

ካብ ተዓዘብቲ ፍጻመ፡ ሰራሕቲ ፍጻመ ንኹን ኩልና ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንመርሽ

ሚዛን ሓይሊ ይቕየር ኣሎ። ደገፍቲ ህግደፍ ርእሶም ዘድንንሉ፡ ደለይቲ ለውጢ ኣፍልብና ነፊሕና ፍትሒ ንሓተሉ እዋን በጺሑ’ዩ። ኩሉ ፍጻመ ነጥበ መቐይሮ ኣለዎ። እዚ ኣብ 25 ግንቦት ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ ፡ ኣብ 26ን 27ን ግንቦት ዝግበር ኮንፈረንስ ብዓይነቱ ፍሉይ፡ ብኣዋዳድብኡ ጽፉፍ፡ ንኩሉ ደላዪ ለውጢ ብሓደ ሓቚፉ፡ ወጽዓ ህዝብና ኣቃሊሑ ሰማዒ እዝኒ ክረክብ ብዓውታ ከጋውሕ ዝተቓነየ’ዩ። ኩርናዕ ቃልሲ […]

ኣስተምህሮ ታሪኽ ጀበርቲ ብጀላል ያሲን ኣበራ ኣብ ሙንተዳ ኣልጀበርቲ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ንሓው ጀላል ዶክተር ያሲን ኣበራ ዓዲሙ ብዛዕባ ታሪኽ ጀበርትን ብድሆታቱን ዝምልከት ኣስተምህሮ ክህብ ንቀዳም ዕለት 26.05.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም። ብዳሓን ምጹ!

መግለጺ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብኣጋጣሚ መበል 21 ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ሎሚ 24 ግንቦት 2012 ንመበል 21 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ከነብዕላ እንከሎና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ንምውጻእ ህዝብና ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ሓርነት ዘካየድዎ ጅግነንታዊ ቃልስታት እንዝክረላን ምልካውነት ብደረጃ ክህልዎ ዝኽእል ብድሆታት እንገጥመላን ዝካየድ ዘሎ ደሞክራስያዊ ቃልሲ እነሐይለላን ናይ ሓርነት መብጽዓና እንደገና እነሐድሰላን ክብርቲ መዓልቲ እያ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ንባዕዳውያን ገዛእቲ ሓይልታት ከይተንበርከኸ ምእንቲ ሓርነቱ ነዊሕን መሪርን ቃልስታት […]

ሁጹጽ መጸዋዕታ ንሰበ-ስልጣን የመንን ሕብረተ-ሰብ ዓለምን

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሑደይዳ የመን ዝርከቡ 244 ስደተኛታት ኤርትራውያን ንዋሕዲ መግብን ተላጋቢ ሕማምን ተቓሊዖም ይሳቐዩ ምህላዎም ካብኡ ዝመጸና ሓበሬታ የረጋግጽ። ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብዚ ሓበሬታ’ዚ ብምብጋስ ከኣ ነዚ ዝስዕብ ሓቅታት ከብርህ ግድነት ይህልዎ። • ኤርትራውያን ኣብ የመን ክስደዱ ዝገደደ ቀንዲ ምክንያት ብስንኪ’ቲ ኣዕናዊ ፖሊስታትን ተግባራትን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዘስዓቦ ዝኸፍአ ፖሎቲካዊ ውጽዓታትን ቁጠባዊ ቅልውላውን […]

ሙንተዳ ጀበርቲ ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንሸኽ ኸሊል ዓምር ከጋይሽ እዩ!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ንሓላፊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ልምዓትን ተጋዳላይ ሸኽ ኸሊል ዓምር ዓዲሙ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርናን ብሸነኽ ደምበ ተቓውሞን ሓበሬታ ንኽህብ ስለ ዝኾነ ንጅምዓት ዕለት 25.05.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net