U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012 This message is to inform U.S. citizens that, due to limited staffing, the U.S Embassy in Asmara can provide only emergency services to U.S. citizens in Eritrea as of today, May 7, 2012. We regret that at this time […]
May 20 2012 | Posted in
News |
Read More »
ምስ ኩለን ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፣ ሓደ ዓቢን ኣድማዕን ሰላማዊ ሰልፊ ንጅምዓት 25.ግንቦት.2012 ኣብ ኣፍደገ ኢምባሲ ስርዓት ህግደፍ ለንዶን ክግበር መዲብና ኣለና። እቲ ኣብ መላእ ዓለም ተበታቲኑ ዘሎ ህዝብና በዛ ዕለት እዚኣ ሓደ ናይ ሓባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ሙዃኑ እንዳ ሓበርና፣ ንሕና ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ንርከብ ኤርትራውያን ዜጋታት እውን ኣብዛ ዝተጠቕሰት ዕለት፣ […]
May 19 2012 | Posted in
News |
Read More »
CDRiE News: 13.05.2012 The symposium titled “The Eritrean dilemma and the prospect for a way forward” was timely. The event wA OPENED was by the Chairman Mr. Suleiman A. Hussein. In his opening speech, he stressed on the need for dialogue among all Eritreans, especially in this critical time explaining the role of CDRiE as […]
May 18 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንሕብር። ኩሉ ሃገራዊ ኣብ‘ዚ ኣኼባ‘ዚ ንክሳተፍ ብኽብሪ […]
May 18 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ሰርዓት ህግደፍ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤሪትራ ሎንደን ንዓርቢ ዕለት 25.05.2012 ካብ ሳዓት 11፡00 ክሳብ ስዓት 5፡00 ናይ ምሸት • 21 سنة من الإستبداد، والظلم، وحكم بدون دستور A call to All Peace and Democracy Change lovers Eritreans in Birmingham and suburbs For a Peaceful Protest at the Eritrean Embassy in London On […]
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
Inauguration with a Cultural Evening, 18 May 2012, 18:00-24:00 Seminar: 19 May 2012, 10:00–19:000 Venue: Kulturhuset, Studio 3 – Sergels torg ….. More
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
ን25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ኒደራድ) ህዝብና ኣብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምዃን ብዘሰንብድ ጭካኔ ዝመልኦ ኣዚዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እና ወረደ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ሎምስ ኵልና ብሓባር ይኣክል ንግፍዕን ጭኰናን ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን። ህዝብና፡ ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን ኣሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ ናጽነት፡ ኣብ […]
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
ቅያ ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ተኽሎም ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ከምዝበሃል ንሕና እንተዘይገበርናሉ አቲ ታሪኹ ግን ከይነግርና ክንሓልፍ ሕልናና ስለዝወቅሰና ቁሩብ ካብቲ ታሪኹ ክንትንክፍ ኢና። ናይ ክቡር ሓውና ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ሓርበኛዊ ስርሑ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዚቢ ኤርትራ ዓቢ ምዕራፍ ዝሓዘ ወይ ክሕዝ ከምዝግብኦ ኣየጠራጥርንዩ። ንምግላጹ መጽሓፍ ጽሒፍካውን ክትገልጾ ብዙሕዩ ሕጂ ግን ግዜና ዘፍቀዶ ቁሩብ ክንነግር […]
May 16 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ትማሊ ቀዳም ዕለት 12/05/2012 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ብኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተመርሔ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣዚ ኣርባዕተ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተሳተፍዎን ዝመርሕዎን ሰፍሕ ህዝባዊ ኣኼባ ናይ እንቃዕ ደሐን መጻእኩም መልእኽቲ ድሕሪ ምቅራብ፡ኣብ ቃልሲና ንመጀመርያ ግዜ ኣንጻር ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ሰፍሕ ህዝባውን ሕጋውን ሰረት ዘለዎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምርግጋጽ […]
May 14 2012 | Posted in
News |
Read More »
Independent Day in Birmingham
May 14 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »