ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ነቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቕንያት ፡ ኣብ ሕማም ዲክታቶር ኢሰያስ ኣተዂሩ ዝተፈነወ ተገራጫዊ ዜናታትን ዝሰዓበ ኩነታትን ብመንገዲ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈቱ ኣቢሉ እቲ ሓቂ ንምፍላጥ ይከታሎ እኳ እንተሃለወ ፡ ሰልፊና ካብ’ቲ ኣብ ደምበ ተቓውሞን ጽፈት መደባቱን ዘለዎ ተገዳስነት ብምብጋስን ፡ ንህዝቢ ንምርግጋእን ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ የመሓላልፍ። 1. ዕላማ ገድሊናን ፖለቲካዊ ናይ ለውጢ ቃልሲና ኣብ […]
May 14 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
May 10, 2012 Press Release: Desperate Situation of Eritrean Afar Refugees in Yemeni City of Al-Hudeyda It is well remembered that our organization, RSADO, issued a press release on July 12, 2011 in which we called upon the UNHCR for an urgent assistance to the Eritrean Afar refugees who survived to cross the risky voyage […]
May 12 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
THURSDAY 10 MAY 2012 By Tesfa-Alem Tekle May 9, 2012 (ADDIS ABABA) – Exiled Eritrean opposition group, the Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO) on Wednesday alleged that hundreds of Eritrean refugees who fled to Yemen due to political oppression by the regime in Asmara are being kept in Yemeni prisons, where they are being […]
May 11 2012 | Posted in
News |
Read More »
ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ አደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምኻን ንኽትሰምዖን ንኽትሪኦን ዘሰንብድ ጭካነ ዝመልኦ አዚዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ አብ ልዕሊ የሕዋትናን አሓትናን ክወርድ አብ እንዕዘበሉ […]
May 10 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ካርልስሩሀ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]
May 8 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ንቐዳም ዕለት 12-05-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽ፡ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ኣገዳሲ ኣኼባ ክተካይድ መዲባ ስለ ዘላ፡ ኩሎም ንለውጢ ትቃለስ ዘለኹም ሃገራውያን ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ንኽትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም። ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ቀዳም 12-05-2012 ቦታ፡ Gerarde […]
May 5 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
By Greg Beals, 4 May 2012 Mai-Aini Refugee Camp, Ethiopia — They crossed the border at midnight, grief-stricken at the death of their daughter the previous day. Gebre’s two-year-old girl Arsama perished from the flu. The night after they buried her, Gebre, 28, and his wife Teka, 25, decided to make their way to Ethiopia. […]
May 5 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ ዝዳሎ ሓበሬታዊ መጽሔት Read more
May 5 2012 | Posted in
News |
Read More »
2/05/2012 Eritrea has surpassed North Korea as the world’s top press censor, with Syria and Iran placing third and fourth in a new list published Wednesday by the Committee to Protect Journalists. The New York-based rights group said Eritrea had climbed to the top of the list by banning all foreign media and controlling every […]
May 3 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሶኒ 07/05/2012 ቦታ፡ Abrar house 45 Crawford place London, W1H 4LP ግዜ፡ 15፡00 – 20፡00 “ብሓባር ምእንቲ […]
May 3 2012 | Posted in
Notices |
Read More »