Author Archive
Stories written by admin

Eritrea leads world in press censorship: report

2/05/2012 Eritrea has surpassed North Korea as the world’s top press censor, with Syria and Iran placing third and fourth in a new list published Wednesday by the Committee to Protect Journalists. The New York-based rights group said Eritrea had climbed to the top of the list by banning all foreign media and controlling every […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን

ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሶኒ 07/05/2012 ቦታ፡ Abrar house 45 Crawford place London, W1H 4LP ግዜ፡ 15፡00 – 20፡00 “ብሓባር ምእንቲ […]

ደቂዓድናተጣዒሶምካብሰማይተመሊሶም!!

ወድዓድካብስደትዕለት 1 ማጃ 2012 ሰላምንኹሎምደለይቲለውጥንሰላምንፍትሕንደቂኤርትራኣብውሽጥንኣብስደትንኣቀዲመበቲንውልቀመላኺንሰዓብቱንዘባህረረወረሕማሙንሞቱንከምመሸቀጢክጥቀሙሉዘገደድኩሞምኣገናዕ! ክብለኩምእፈቱወልቀመላኽንኤረ-

A Seminar Report- Stockholm- Sweden

By Organizers A Seminar on , ” Reckoning for the Past and current crimes by Essayas Afewerki” was held at ABF/ Workers Training Centre in Stockholm. It was organized by the Eritrean Association for social democratic party in cooperation with the Eritrean partnership for Democracy and Human Rights. The purpose of the seminar was to […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ፍራንክፎርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]

ህጹጽ ጸዋዒት ንህዝቢ ኤርትራ

እዚ ኣብ ሃገርና ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ምዕባለ መሰረት ብምግባር ብዕለት 27/4/2012 ኣብ ከተማ ርያድ ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ቀንዲ ዘተኮሮሎም ጉዳያት እዚ ኣብዚ ቅንያትዚ ኣብ ርእሲ ከተማና ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ወታሃደራዊ ምንቅስቓሳት ብዕምቅቶ ድሕሪ ምዝታይ ሃገርና ካብ ግዜ ናጽነት ኣትሒዛ ክሳብ እዚ ተኣፋፊ ህሞትዚ ብሰንኪ ጉጉይ ፖሊሲ ህግደፍ ህዝብና ኣብ ፍርህን ራዕድን ተሸሚሙ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት

ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣዕናዊ ፖሊሲታቱን ተግባራቱን ናብ ውድቀቱ ተገማጊሙ ኣሎ። በዚ መሰረት ኤ.ዲ.ኪ ኣብዚ እዋን’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ክከታተሎ ብምጽንሑ ከም ናይ ለውጢ ሓይሊ መጠን ነዚ ዝስዕብ የረጋግጽ። • ኤ.ዲ.ኪ […]

ነዚ ሎሚ ቕነ ብዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታት ክነፍስ ዝቐነየ ሞት ኢሰያስ አፈወርቂ ብዝምልከት ዝወጸ መግለጺ

ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 25ሚያዝያ 2012 እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ ሓሚሙ ናብ ቐጠር ወይ ናብ ሱዑድያ ወይ ዱባይ ከይዱ ዝብሉ ዘይተራጋገጹ ሓበሬታታት ክንሰምዕ ቐኒና፡ እዚ ወረ›ዚ ግን ካብ መሰረቱ ዘይቁኑዕ ወረ ምኻኑ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ እቲ ንአስታት 35 […]

Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki

Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net