Author Archive
Stories written by admin

Eritrean Forum for Democratic Change (London/UK)

  is a platform for a very serious debate on national issues, please join us The management of the Eritrean Forum for Democratic Change   Invites all members of our community to participate on the following;   · Agenda: Constitution prepared by the ENCDC. (AL DISTUR).   · Main speaker: Mr. Mohammed Osman Idrisay   […]

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ናይ ወጻኢ ዑደቱ ብምቅጻል ንሽውደን ኣትዩ።

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ድሕርቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ናይ ወጻኢ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ናይ ክፊሊ ኣፍራካ ዘካየዶ ርኽኽባት ቀጺሉ ንሽወደን ብምኻድ ብዕለት 7 ሓምለ 2011 ምስ ዝምልክቶም ዝተፋላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ብዛዕባ ዑደቱ ኣመልኪቱ ከምዝተዘራረባን ከምዝወደብን ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ይሕብር።   ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ጉዳይ ማዕቀብን ትኹረት ዘድልዩም […]

11 መንእስያት ዓፋር ካብ ደሴት ዳህላክ ንወደብ ኣልሓያ ዝተባህለ የመን ምእታዎም ተረጋጊጹ።

ብዕለት 07 ሓምለ 2011 ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ግዱድ ወተሃደራዊ ዕስክርና መንእስያት ዓፋር ካብቲ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ብምህዳም ካብ ከባቢ ዳህላክ ብምብጋስ ናብ ኣልሓያ ዝተባህለት ወደብ የመን ምእታዎም ተረጋጊጹ። ምንጭታትና ከም ዝሕብርዎ ምክንያት መህደሚ ናይዞም መንእሰያት እዚኣቶም ነቲ ኣብ ባሕሪ ዝተረኽበ ዕጭኡ ምርሻን ምዃኑ ዝተመሓላለፈ ኣረሜናዊ ውሳኔ ስርዓት ህግደፍ ብምንጻግ፡ ኣብ ከባቢ ዳህላክ ዓሳ ንምግፋፍ ምስ […]

Ethiopian peacekeepers arrive in contested Abyei

By ARGAW ASHINE  in Addis Ababa  Friday, July 15 2011  Ethiopian peacekeepers mandated by UN Security Council have started deploying in Sudan’s contested Abyei region. Both North and South Sudan are claiming ownership of the oil rich region. Some 4,200 blue helmet troops departed from western Ethiopia Thursday, with some arriving in Abeyi Friday, ready to execute […]

Guidelines for the Draft Constitution

2010-09-22     General Comments It is encouraging to observe that Diaspora Eritreans are engaged in discussing the papers that were approved at the second meeting of Commissioners. One of the reasons why the march toward the National Congress seems to be direction-oriented is due to the fact that Commission members respect their internal Rules […]

ERITREAN ROOM FOR NATIONAL RECONCILIATION ANNOUNCEMENT

The Eritrean room for national reconciliation, PALTALK, presents Mr.Semere Habtemariam, the author of the book “Hearts like Birds“. It is the first of its kind, in which he explains Islam from a perspective of a Christian Eritrean. it contains  very interesting and amazing stories about Muslim and Christian living side bye side in peace and harmony. […]

ዘይምእኩልነትን ጥዑይ ምሕደራን ሰለምንታይ ኣብ ኤርትራ?

ብፍስሃ ናይር ኣቀዲመ ብዙሓት ኣንበብተይ ብትግርኛ ጽሓፈልና ስለዝበሉኒ እቲ ኣገዳሲ ቅዋማዊ ሕቶታት ብቋንቋ ትግርኛ ክጽሕፍ እጅምር ኣሎኹ እሞ መኤርምታትኩም ምስ ትሰዱለይ ዝያዳ ክመሃር እኸእል ስለዚ ንኽትሕግዙኒ ድምብርጽ ኣይትበሉ። ኣብ ናይ ሎሚ ጽሕፍተይ ብዛዕባ ዘይምእኩልነትን፣ ጥዑይ ምሕደራን ብዝብል ኣብ ኣርባዕት ክፋላት መቂለ ክገልጽ ክፍትን ኢየ። መእተዊ ናይ ዘይምእኩልነት ትርጉምን፣ ትግባረን መስረታዊ መትከላቱን ኣተገባብራ ዘይምእኩልነት ሕጋውን ፖሊቲካውን […]

ሰነዳት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስዊ ለውጢ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንክትዕ ወሪዱ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሳዊ ለውጢ ኣብቲ ብዕለት ብ10 ግንቦት 2011 ብዕድመ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ተሳቲፉ፡፡ ኣብዚ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ብዙሓት ወከልቲ ፖሎቲካዊ ሓይልታት፡ ኣባላት ኪዳን፡ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዝርከቡ ውድባት፡ ገዳይም ሓርበኛታት፡ ኣባላት በርጌሳዊ ማሕበራት፡ መንእሰያት ሰደተኛታት፡ ደቂ-ኣንስትዮን ጋዜጠኛታትን ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ውልቐ ሰባት ከምዝተረኽቡ እቲ ዝመጸና ሓበሬታ የረድእ። ኣብዚ ብኪዳን […]

ሰሚናር ጨንፈር ጅዳ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብዓውት ተዛዚሙ

ብቀጻሊ ዘካየድ ዘሎ ስሚናራት ብሓሙስ ዕለት 07/07/2011 ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ሓው ኑር እድሪስን ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ፡ መሪሕነት  ጨንፈር  ጅዳን  ከባቢኣን  መሪሕነት ጨንፈር  ርያድን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡  ዝተሳተፍዎ ዕውት ሰሚናር ተኻይዱ ።    ኣቦ-መንበር ጨንፈር ጅዳ፡ ንመሪሕነት ሰልፍን ኣባላትን   ኣጋይሽን እንኵዕ ዳሓን መጻእኩም ክብል ሰሚናር ድሕሪ ምኽፋቱ ፡ ቀጺሉ መሪሕነት ሰልፊ ክምዚ ዓይነት ዕውት ሰሚናር  […]

Important Announcement

Eritrean Al-Hiwar Arabic Forum announces about a Symposium that will be held by USTAZ OMAR JABIR OMAR, a prominent Eritrean Writer and Politician on Saturday 16/07/2011 at 11:00 PM CET – 12 Mid-Night Asmara Time. All Eritreans resident in the Middle East & Africa can join our room freely without subscription fee – Welcome all. […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net