ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን፣

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ’ዚ ንመስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ  ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኮኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን ኣብዚ  ኣገዳሲ ኣኼባ ክትመጹ ብኽብሪ ንዕድም ብኽብሪ ንዕድም።

Location:

Sioux Falls Library
Main Library
200 N. Dakota Ave.
Sioux Falls, SD 57104

Date and time:

Saturday July 23, 2011 starting at 1:00pm

ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሳውዝ ደኮታ፣

ብድሓን ምጹ፣

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5372

Posted by on Jul 19 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net