NewsNotices

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ናይ ኩሉ ከተማታት ሳውዝ ደኮታ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሲ-ፎልስ ሳውዝ ዳኮታን ከባቢኣን፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤን ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጥን፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኾኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማታት ሳውዝ ደኮታ ኣብዚ  ኣገዳሲ ኣኼባ’ዚ ክትመጹ ብኽብሪ ንዕድም።

Location:

Sioux Falls Library
Main Library
200 N. Dakota Ave.
Sioux Falls, SD 57104

Date and time:

Saturday July 23, 2011 starting at 1:00pm

ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሳውዝ ደኮታ፣

ብድሓን ምጹ፣

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top