20 Jul 2011 10:48 Source: Content partner // UNHCR CHOUCHA CAMP, Tunisia, July 20 (UNHCR) – Filmon was born in Eritrea and says his heart is there, that he never dreamed nor wished to be far removed from his country. Yet this week he and his family boarded a plane and headed for a […]
Jul 21 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
ብሕብረት ኤርትራውያን ስዊደናውያን ንደምክራስያ ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፣ አንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ሰፊሕ ሕዝባዊ ተቃውሞኡ ነቲ ሕዝብና ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን ከገልጽ ስለዝኾነ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ምሳና ሓቢርኩም ናብዚ ሰልፊ እዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንጽውዕ። ዕለት፣ ቐዳም 30 ሓምለ 2011/ Lördagen 30 juli-2011 ግዜ፣ ካብ 11.00- 19.00 ቦታ፣ Eggbygård/ […]
Jul 21 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሽማግለ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤዲኪ ዝተዳለወ ክልተ መዓልቲ ዝወሰደ ሰሚናር ብርክት ዝበሉ ካድራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ)፡ ተሓጋገዝቲ ህዝባዊ ሽማግለ ኮምሽን፡ ወከልቲ ሰደተኛታትን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍዎ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ብዕለት 09ን 10ን ሓምለ 2011 ዝተሰላሰለ ሰሚናር ሓላፊ ሽማግለ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤዲኪ ተጋ/ሓጅ ዓብደኑር ይመርሖ ምንባሩ፡ ኣብ ውዕሎ ቀዳማይ መዓልቲ ኤዲኪ ኣብ መስርሕ […]
Jul 20 2011 | Posted in
News |
Read More »
It is with great pleasure and pride that we present our cordial congratulations to brother Abdul Wahab Hajj and the Eritrean community in Australia for the attainment of our son Walid, the “International Press Card” from the European Press Union. Although Walid is a very young, his positive contribution, hard work, persistence… made the Awna […]
Jul 20 2011 | Posted in
News |
Read More »
ተጋዳላይ በሺር ይስሓቅ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ብዕለት 16/07/2011 ኣብ በርሚንጋሃም ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ብመጀመሪያ ብጻይ ጸገዝኣብ የውሃንስ ኣቦ-ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣኼባ ብዝኽሪ ስውኣት ድሕሪ ምኽፋቱ ንጋሻ ከምኡውን ኣኸበኛታት ምስጋና ኣቕሪቡ። ብጻይ በሺር ይስሓቕ ብወገኑ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ክገልጽ እንከሎ እቲ ስርዓት ዘሕልፎ […]
Jul 20 2011 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሲ-ፎልስ ሳውዝ ዳኮታን ከባቢኣን፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤን ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጥን፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኾኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማታት ሳውዝ ደኮታ […]
Jul 20 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 16ጁላይ 2011ዓ.ም 13አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ምሕደራ ህግደፍ ሓሲምዎም ሃገሮም ለቒቖም ብዕለት 14 ሓምሌ 2011ዓ.ም ናብ የመን አትዮም፡ እቶም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ቦሪን ከባቢአን ኮይኖም ብዝወረዶም ግፍዕን ማእሰርትን ጭቖናን ሑሱም ናብራን ተደፋፊኦም ንስደት ውሕስነት ዘይብሉ መንገዲ ዝመረጹ፡ እዞም 13 ኣባላት […]
Jul 19 2011 | Posted in
News |
Read More »
oH³³sïq aL´D D}©} }A²Vgñ ²él„ }©N‹V[ï¥gñ D‘é·ï : }—Dq HMD 24, 2011([–q1-8 ©ö.c.) mkš—l †rM ›oSË 2 }©öÌ [{ªq }›KÃö† A²Vgñ ²éml„ }M‹p—} H\mk }MF‘ég¹} }‰èD÷M ´ªê\q „íXqX‘é¥} |mk …‰òl mk‹mkU q—©öM; †sï }\F\§ ²ïsò ›Š¢©ö sD÷ ‹q— ›šSkD÷M [{ªq:1) egM |§oñ oH[ïké sD÷ l§r}: 2) }©öÌ K[³²U A²Vgñ egM „íXqV} §Œ{ê; …mk ›HDË 2 […]
Jul 19 2011 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ’ዚ ንመስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኮኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን
Jul 19 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Eritreans in Las Vegas invites you to attend a public seminar Guest Speaker: Saleh “Gadi” Johar Topic: The NCDC And Ending The Suffering Of Eritrean Date: Wednesday, July 20, 2011
Jul 19 2011 | Posted in
News |
Read More »