23 ኮማንዶ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ናይ ሓይሊ ባሕሪ መርከብ ወሲዶም ናብ ሱዑድያ ሃዲሞም
ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 22 ሓምሌ 2011ዓም.ፈ
ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 22 ሓምሌ 2011ዓም.ፈ
ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመታት ዝኣኽል መሪር ብረታዊ ተጋድሎን ኣካይዱን ከቢድ መስዋእትነት ከፍሉን፡ ዋላ’ኳ ሃገራዊ ነጻነቱ ከረጋግጽ እንተኸኣለ፡ ፍረ ጻምኡ ግን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝኸፍአ ንሓድሽ ፖሎቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ጭቆና ደቂ ሃገር ክወድቕ ተገዲዱ’ዩ። ብስንኪ’ዚ ከኣ ዘይተኣደነ ኣደራዕ ብምስካም ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ብኣማኢት አሽሓት ዝቁጸሩ ዜጋታት ብፍላይ ከኣ እቶም ተረኸብቲ ሃገርን ሓይሊ ለውጥን ዝኾኑ መንእሰያት ኤርትራ […]
We launch our rally for the sake of Free Eritrea An invitation and call to all Eritreans, to protest in front of the Eritrean Embassy in Cairo. Date: Wednesday, 27 July 2011 Time: From 11 a.m. to 2:00 p.m. Place: In front of the Eritrean Embassy – Cairo Once again the outcry of subjugation by […]
ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብምትሕግጋዝን ምውህሃድን ደምሓኩኤን ኣባላት ሃገራዊ ኮምሽንን ጉዱሳት ባእታታት ተወለድቲ ብሄር ኩናማን ብዝተወስደ ኣብነታዊ ተበግሶታትን ብርቱዕ ጻዕርታትን እቶም ኣርባዕተ ንድፊ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብቋንቋ ኩናማ ብድሕሪ ምትርጓም ኮምሽን ተረኺብዎም ምህላው ይሕብር። እቶም ብቋንቋ ኩናማ ተቶርጊሞም ንኮምሽን ዝተረኸቡ ኣርባዕተ ንድፊ ፖለቲካዊ ሰነዳት እዞም ዝስዕቡ’ዮም። ንድፊ ፖሎቲካዊ ቻርተር ሃገራዊ […]
By Fesseha Nair The internal conflict management in Eritrean politics has been volatile and the approaches used never recognized the importance of building sustainable internal political structures but based on temporary agreements that were easily violated. Peaceful management of conflicts has never taken due to the understanding of political elite perception of politics as warring […]
Sunday, 17 Jul 2011, 10:01 PM CDT Famine, starving children, little hope, living in war-ravaged areas of east Africa — places like Somalia. Two groups at the forefront of helping these children are based right here in Minnesota with new efforts, new ideas to help save these families The American Refugee Relief Agency And The […]
እቲ ቅድሚ ምዝዛም 2011 ክጋባእ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ መላእ ህዝብና ይኹን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘረጋግጽ፡ ከምኡ’ውን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ንኩሉ ብዙሕነት ሕ/ሰብ ኤርትራ ዘንጸባርቕ፡ ኤርትራውያን ብስልጡን ኣገባብ ሕድሕድ ዘተን ልዝባትን ዘካይድሉ፡ ዕውት መጋብኣያ ኮይኑ ክወጽእ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብዋዕላ ብዝተነበረሉ ረዚን እምነት መሰረት ብሓልዮትን ሓገዝን ህዝብና ብርቱዕ ጻዕርታት ክገብር ጸኒሑን ኣሎን። እቲ […]
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ኮምሽን ይዝርግሖም ምህላው ንመላእ ህዝብን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ከበስር ይፈቱ። ድሮ አብ www.encdc.com ዝተዘርግሑ ፖለቲካዊ ሰነዳት እዞም ዝስዕቡ’ዮም፡ ተ.ቁ ስም ፖሎቲካዊ ሰነዳት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስዊ ለውጢ ትግርኛ ዓረብ እንግሊዘኛ 1 ንድፊ መሪሕ ሓሳብ (Road Map) ✓ ✓ ✓ 2 ጽማቕ […]
ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) እቲ ንመጽናዕቲ ወሪዱ ዘሎ ናይ ጉባኤ ሰነዳት ንምምይያጥ ንሰንበት 24/07/2011 ካብ ሳዓት 10 ናይ ንግሆ ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ሰፊሕ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ብትሕትና ንዕድመኩም። […]
3ይ ምልክታ ንህዝቢ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ድሮ ክልተ ግዜ ብዕለት 09ን ግንቦትን ብዕለት 02ን ሰነ 2011 ንሕዝቢ ብመገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ነዚ ናይ ውልቐ ሰባት ፎርም መምልኢ ግዜ ንሳልሳይን ናይ መወዳአታ ንዕለት 5 ነሐሴ 2011 ኣናዊሕዎ ምኻኑን፡ ድህሪ 5 ነሐሴ 2011 ዚኮነ ፎርም ኺቅበል ከምዘይኮነ […]