Author Archive
Stories written by admin

Eritrea seeks to rejoin East African body Igad

Eritrea’s neighbours say they are still considering its request to rejoin the East African body, Igad, after initially saying they welcomed its bid to end years of isolation. Igad’s Executive Secretary, Mahboub Maalim, told the BBC that the process of rejoining the regional body was in the “very early, preliminary stages”. Eritrea is under UN […]

ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ ኣብ ርያድ ምስ ህዝቢ ርክብ የካይድ

ተሓጋግዚት ሽማግለ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ  ጨንፈር ርያድ ብሓሙስ  ዕለት 28/7/2011 ንኤርትራውያን ተቐማጦ ርያድን ከበቢኣን  ኣብዞም ዝሰዕቡ ነጥብታት ዘተኮረ ሓፈሻዊ ምብርሂ ሂባ። መልእኽቲ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ መስርሕ ምድላው ንጉባኤ ንጉባኤ ገንዘባዊ ምወላ ምግባር ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ ምኻኑ ኣገዳስነት ልዝብን ሓሳብካ ምሃብን  ኣብ ልዕሊ እቶም ንጉባኤ ዝቐርቡ ፖለቲካዊ ወረቓቅቲ ሃገራዊ ጉባኤ ምክያዱን ብዓወት ከምዝዛዘም ምግባሩን ሓላፍነት  ኩሉ  ለውጢ ዝደልይ ኤርትራዊ ምኻኑ […]

ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ቅጥዒታት ሃገራዊ ጉባኤ ከማልኡ ይግባእ

  ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመንፈስን ወሳኔን ሃገራዊ ዋዕላ ሓደ ካብቲ ዝተሰከሞ ረዚን ህዝባዊ ሓደራ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅልጣፍ፡ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምዝጋብ ንኩሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዘይዝኾነ ኣፈላላይ ዘሳትፍን ብግብሪ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከምኡ’ውን መላእ ህዝቢ ዝዋስኣሉ ሃገራዊ ጉባኤ ምግባእ’ዩ።   ካብዚ ጽኑዕ እምነት’ዚ ብምብጋስ ከኣ ተሳትፎ ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ […]

The Government and the People of Ethiopia’s Praiseworthy Policies Regarding the People of Eritrea

Although Eritreans have fought for thirty years a bitter war to liberate their country with much sacrifice, what they got as a reward was a fall into a new political and economic situation that is worse than of the colonizers. As a result, it has become clear that hundreds of thousands of Eritreans and especially […]

ዘተ ምስ ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖለቲካ ሃገራዊ ኮምሽን መሳርሕቱን።

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 5 ነሃሰ (August), 2011,  ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖሎቲካ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ብጾቱ፡ ኣጋይሽ ናይ “Eritrean room for united and strong opposition“ ኮይኑም ከምስዪ፡ አብ (Paltalk)፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዛ room እዚአ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ […]

Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) Endorses IGAD’s Stand on Sanction

Ever since the dictatorial regime of PFDJ took power, it has rode roughshod over the pride of the Eritrean people and our martyrs, hijacked the independence won through bitter struggle and a heavy price, hindered the process of democratic change and curtailed any desire for the establishment of a peaceful, developed, just and constitutionally governed […]

UN refugee agency condemns Sudan’s deportation of Eritrean refugees

26 July 2011 The United Nations refugee agency today condemned Sudan’s deportation of Eritrean asylum-seekers on Monday, saying it was concerned with the increased frequency of such incidents and said they violated both international and Sudanese law.The UN High Commissioner for Refugees (UNHCR) said two asylum-seekers jumped off a truck carrying them to the border […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንተወሳኺ ማዕቀብ ኢጋድ ደገፉ ይገልጽ!!

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ፖሎቲካዊ ስልጣን ካብ ዝጨበጠሉ ዕለት ኣትሒዙ ንክብሪ ህዝቢ ኤርትራን ጀጋኑ ስውኣቱን ረጊጹ፡ ነቲ ብመሪር ቃልስን ከቢድ መስዋእትነትን ዝተረጋገጸ ነጻነት ጨውዩ፡ ኣብ ሃገርና ብቀንዱ ንመስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዓጊቱ ሰላማዊት፡ ምዕብልትን፡ ፍትሓዊትን፡ ቅዋማዊትን ሃገር ንምምስራት ዝነበረ ብርቱዕ ባህግታት ኮሊፉ ምልካዊ ስርዓት ኣንገሰ፡፡ ከምውጽኢቱ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝኸፍአ ሓድሽ መግዛእትን ባርነትን ደቂ-ሃገር ምውዳቑ ጥራይ […]

ኣብ ከተማ ሱ-ፎልስ ደቡብ ዳኮታ ህዝባዊ ሽማግለ ቆይማ።

ከተማ ሲፎልስ ደቡብ ዳኮታ ካብ ጥሪ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ብምምሕዳር ናይ ሓደ ኣባል ህዝባዊ ሽማግለ ኣብ ሚንያፕለስ ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ። ትማሊ ቀዳም 23 ሓምለ 2011 ግን ከተማ ሲ-ፎልስ ኣብ ኣሜሪካ ናይ መጨረሽታ መዓስከር ህግደፍ ዝፈረሰላ ከተማ ኮይና’ላ፣ እዚ ኣብ ማእከላይ ቤትንባብ ናይ’ታ ከተማ ዝተኻየደ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ብጉዳይ እገዳ ልቡ ተሰሊቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ዓቢ ተወሳኺ ሻቕሎት […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

Gabeel.net 24-07-2011     ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ኣቦ-መንበር ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ጠቕላላ ሰክረተር ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራን ንዕለት 27 ሓምለ 2011፡ ሰዓት 18፡00 ግርንዊች፡ ብማእከላይ ምብራቕ ኣቆጻጽራ (ኤርትራን ማካን) ከኣ ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምስ ቲቪ ኣልሒዋር  ንህልዊ ኩነታት ኤርትራን ደምበ ተቓውሞን፡ ንዞባና ብሓፈሻ ኣመልኪቱን ቃለ-መሕተት ክገብር ምዃኑ እንዳሓበርና ንክትከታተሉ ንዕድም።

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net