Notices

ኣገዳሲ ሓበሬታ

Gabeel.net

24-07-2011

 

 

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ኣቦ-መንበር ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ጠቕላላ ሰክረተር ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራን ንዕለት 27 ሓምለ 2011፡ ሰዓት 18፡00 ግርንዊች፡ ብማእከላይ ምብራቕ ኣቆጻጽራ (ኤርትራን ማካን) ከኣ ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምስ ቲቪ ኣልሒዋር  ንህልዊ ኩነታት ኤርትራን ደምበ ተቓውሞን፡ ንዞባና ብሓፈሻ ኣመልኪቱን ቃለ-መሕተት ክገብር ምዃኑ እንዳሓበርና ንክትከታተሉ ንዕድም።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top