Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) እቲ ንመጽናዕቲ ወሪዱ ዘሎ ናይ ጉባኤ ሰነዳት ንምምይያጥ ንሰንበት 24/07/2011 ካብ ሳዓት 10 ናይ ንግሆ ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ሰፊሕ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ብትሕትና ንዕድመኩም።

 

 

ቦታ:

      The Wardlow Centre, Nechells, Birmingham B7 4JH

 

ብሰላም ምጹ 

2011/07/19

www.encdc.com

.

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top