ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ኩሎም ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንሰንበት ዕለት 28/11/2010 ንምርኻብ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ…
ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፎርት
ንቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ብምኽንያት መበል 60 ዓመታት ኣዋጅ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ቆጺርና ኣሎና። ኵሎም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ግዝኣት ህግደፍ ንናጽነት ሰባዊ…
KÃg—p }‰êD÷M ©N‹V]¥gñ D‘é•ï ›©F£ ²éªê\q
ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ፣ ክካየድ ምዃኑ ብምሕባር፣ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓላፍነቱ ተገንዚቡ ኣብ መስርሕ ምስንዳዉ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ንክረጋገጽ…
ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማኦታዋ – ካናዳ፣ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ድማ ቆይማ
ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010…
ኣብ ስያትል ዋሽንግተን 25 ዚኣባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ተመሪጻ
ኣብ ከተማ ስያትል ቀዳም 13 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ መጀመርያ ክፋል ናይ’ቲ ኣኼባ ብተሳተፍቲ ዋዕላ ካብ…
ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
15-11-2010 “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ” ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ…
ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቦስቶን፣
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ…
ዘተ ምስ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኮምሽን ኮሚተ ሃገራዊ ግባኤ ንደምክርሲያዊ ለውጢ።
አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ.! ዘተ ምስ መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኮምሽን ኮሚተ ሃገራዊ ግባኤ ንደምክርሲያዊ ለውጢ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። እንሆ…
መልእኽቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዋዕላ ዝተቐበሎ ህዝባዊ ሓደራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕማም ምዃኑ ብምስትውዓል፡ ኣብ ሎጎ /ኣርማ/ ምውጻእ ሰፊሕ ተሳትፎ ሰብ ሞያ ንምርግጋጽ፡ ንኹሎም…










