ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ
ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረኽ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንእስላም ኣብ መላእ ዓለም ብሓፈሻ ብሽመይን ብሽም ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን እንኳዕ ኣብጻሓና “ዮሃና” እብል። ስያምናን ቅያምናን ኸኣ ረበልዓለሚን ይቐበለልና።
ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረኽ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንእስላም ኣብ መላእ ዓለም ብሓፈሻ ብሽመይን ብሽም ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን እንኳዕ ኣብጻሓና “ዮሃና” እብል። ስያምናን ቅያምናን ኸኣ ረበልዓለሚን ይቐበለልና።
ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ ኩሉ ክውንነት ህዝብናን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ዘውሕስን ብስልጡን ኣገባብ ኤርትራውያን ሕድሕድ ልዝባት ዘካይድሉን ዕውት መጋብኣያ ክኸውን ኮሚሽን ብዋዕላ ዝተነበረሉ እምነትን ብሓልዮትን ሓገዛትን ህዝብናን ብርቱዕ
ERITREAN PEOPLE ARE FIGHTING FOR THEIR LIBERTY TO ENSHRINE RULE OF LAW, JUSTICE AND EQUALITY THEY DESERVE: RESPECT, PEACE AND STABILITY TO BE TREATED AS HUMANS WITH DIGNITY NO FOR WORTHLESS WARS, HUNGER AND CALAMITY PUT AN END TO DESTRUCTION FEAR AND HOSTILITY YES FOR PEACE, CO-EXISTENCE PROGRESS AND UNITY TO PROSPER OUR […]
መስከረም 04, 2010 ኣብ ሳንድያጎ-ደቡባዊ ካሊፎርንያ ብዕለት 04 መስከረም 2010 ዝተገብረ ህዝባዊ ኣኼባ ውጽኢት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ እምነ መሰረት ንሃገራዊ ሓድነት እዩ ነይሩ ክብሉ ተሳተፍቲ ኣኼባ ገምጊሞም። ኣርባዕተ ተወከልቲ ህዝቢ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ሓደ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ዘሎዎም ብሩህ ዝኾነ ጸብጻብ ሃገራዊ ዋዕላ ኣቕሪቦም። ጽማቕ ትሕዝትኡ […]
ኢሳያስ ኣስፍሃ 05-09-2010 ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’ ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። ኣብ ኣቀራርብኡ ትሕትና ዘለዎ ዝመስል እኳ እንተኾነ፣ ኪኖ ‘ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል […]
ብፍስሓ ናይር መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- […]
Yonas Mehari Hello Compatriots, I wanted to draw your attention to this important petition that I recently signed: “Petition to Implement the Universal Declaration of Human Rights in Eritrean Communities” http://www.ipetitions.com/petition/udhr/ I really think this is an important cause, and I’d like to encourage you to add your signature, too. It’s free and takes just […]
መስከረም 1961ን ወርሒ ኵርዓት ሓበን ክብሪ ወሲድኪ ካብ ኩለን ነባሪ ሽግኪ ገና ኣይጠፍአን፡
ኣብ ኤርትራዊ ዓውደ ፖለቲካ ኣገደስቲ ምዕባለታት ኣብ ዝተኽሰተሉን፡ ብሰንኪ ጨቋኒ ፖሊሲን ተግባርን ገዛኢ ስርዓት ኣብ ፖለቲካውን ጸጥታውን መነባብሮኣ’ውን ኩነታት፡ ስቅያት ህዝቢና ኣብ ዝዛይደሉን ዘሎ ወቅቲ፡ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ 26-28 ሓምለን 17-18 ነሓሰን 2010 ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣሰላስሉ። ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት፡ ዓውደ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓባራዊ ቃልሲ ዕላማኡ ንምርግጋጽ መታን ክኽእል ኣብ ጉዕዙ […]
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 31 ነሓሰ 2010 ኣብ’ዚ ርእይቶ ዋዕላ ብዛዕባ 330 ዘይኮነ፡ ብዓይኒ ነቐፈታ ዝርእዮ ዘሎኒ’ውን፡ ኣብ’ቲ መደምደምታ ክጥቀጥሶ’የ። ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ብዕለት 9 ነሓሰ 2010 ካብ ዝድምደም እንሆ ሳልሳይ ቕነኡ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ሓደ ርትዓዊ ዝዀነ ዋዕላ ንክያድ ብብዙሓት ግዱሳት ደቂ ሃገር፡ ሰልፍታትን ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራት፡ ኣብ መራኺቢ ብዙሓት ፈነወ ሬድዮ፡ ኣብ […]