News

ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረኽ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንእስላም ኣብ መላእ ዓለም ብሓፈሻ ብሽመይን ብሽም ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን እንኳዕ ኣብጻሓና “ዮሃና” እብል። ስያምናን ቅያምናን ኸኣ ረበልዓለሚን ይቐበለልና።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ምዕባለን ንኽኾነልና ድማ እምነ።

ኑር መሓመድ ኢድሪስ

ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

9 መስከረም 2010

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top